ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሓምለ ገጽ 3
  • ሰዓብየይ ኩን—እንታይ የድሊ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሰዓብየይ ኩን—እንታይ የድሊ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ንድሕሪት” ኣይትርአ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • መገዲ ሓጢኣትን ሞትን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ኣገልግሎት ረድኤትና
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ብኸመይ እየ ኸተኵር ዝኽእል፧
    መንእሰያት ዚሓትትዎ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሓምለ ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 8-9

ሰዓብየይ ኩን—እንታይ የድሊ፧

9:62

ሓደ ሓረስታይ፡ ትኽ ዝበለ ነግሒ ወይ ትልሚ ምእንቲ ኼውጽእ፡ በቲ ኣብ ድሕሪኡ ዘሎ ነገር ኣቓልቦኡ ኺስረቕ የብሉን። ብተመሳሳሊ፡ ሓደ ክርስትያን እቲ ኣብ ዓለም ሓዲግዎ ዝመጸ ነገራት ኣቓልቦኡ ኺሰርቆ ኼፍቅድ የብሉን።—ፊል 3:13።

ጸገማት ኬጋጥመና ኸሎ፡ ‘ነተን ናይ ቀደም ዝሓሻ መዓልትታት፡’ ምናልባት እውን ነተን ናብ ሓቂ ቕድሚ ምምጻእና ዝነበራ መዓልትታት ንምነየን ንኸውን። ከምዚ ኺስምዓና ኸሎ ግና፡ መብዛሕትኡ ግዜ ነቲ ዝነበረና ሓጐስ ኣጋኒንና፡ ነቲ ጸገማትና ግና ኣነኣኢስና ኢና እንዝክሮ። እስራኤላውያን እውን ካብ ግብጺ ምስ ወጹ ኸምኡ እዮም ገይሮም። (ዘሁ 11:5, 6) ብዛዕባ ኸምዚ ዝበለ ሓሳብ ነስተንትን እንተ ዄንና፡ ናብ ናይ ቀደም ናብራና ንኽንምለስ ክንፍተን ንኽእል ኢና። ብዛዕባ እቲ ሕጂ ረኺብናዮ ዘሎና በረኸት ምሕሳብን ብዛዕባ እቲ ኣብ መጻኢ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ እንረኽቦ ሓጐስ ምስትንታንን ክሳዕ ክንደይ ዝሓሸ ዀን እዩ!—2ቈረ 4:16-18።

በቲ ኣብ ድሕሪኡ ዘሎ ነገር ኣቓልቦኡ ኸይተሰርቀ ንቕድሚኡ ትኽ ኢሉ ዚርኢ ሓደ ሓረስታይ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ