ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሕዳር ገጽ 7
  • የሆዋ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዋጋ እተን “ክልተ ሰናቲም”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ‘ንየሆዋ ዚውሃብ ኣብ ኢድና ዘሎ ህያብ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ እዩ ዚምወል፧
    ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት
  • ንየሆዋ እንታይ ውህበት ክንህቦ ንኽእል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሕዳር ገጽ 7
ሓንቲ ሓብቲ ሞባይል ሒዛ

ክርስትያናዊ ህይወት

የሆዋ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ

ኣብ 2 ቈረንቶስ 9:7፡ “ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ እሞ፡ ነፍሲ ወከፍ ብጓሂ ወይስ ብግዲ ዘይኰነስ፡ ከምቲ ብልቡ ዝሓለኖ ይሃብ” ዚብል ለበዋ ተዋሂቡና እዩ። ሎሚ ኣብ ከባቢናን ኣብ መላእ ዓለምን ንዚግበር ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንምድጋፍ ብኦንላይን ወፈያ ናይ ምግባር ምቹእ ዝዀነ ኣማራጺታት ኣሎና።

ነታ ብኤለክትሮኒካዊ መገዲ ወፈያ ዚግበረሉ ኣገባብ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • jw.org ዜርኢ ሞባይልን ታብለትን

    ነቲ ኣብ ሃገርና ዚርከብ ናይ ወፈያ ኣማራጺታት ንምድላይ ናብቲ ናይ ወፈያ ሓበሬታ ገጽ ብኸመይ ክንኣቱ ንኽእል፧

  • ሰብ ሓዳር ብዛዕባ እቲ ብመደብ ዚግበር ልግሲ ይመያየጡ

    ገሊኦም ካብቲ ብኤለክትሮኒካዊ መገዲ ወፈያ ዚግበረሉ ኣገባብ እተጠቕሙ ብኸመይ እዮም፧

  • ወፈያ ዚግበረሉ ሜላታት ዜርኢ ምስልታት

    ገለ ኻብቲ ወፈያ ዚግበረሉ ሜላታት እንታይ እዩ፧

  • ሓደ መንእሰይ ሓው ንሓደ ብዕድመ ዝደፍአ ሓው ብኤለክትሮኒካዊ መገዲ ወፈያ ኺገብር ይሕግዞ

    ነቲ ሓድሽ ኤለክትሮኒካዊ ናውቲ ብኸመይ ከም እንጥቀመሉ እንተ ዘይተረዲኡና፡ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ