ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሓምለ ገጽ 2
  • “ሕጂ እቲ ንፈርኦን ዝገብሮ ኽትርኢ ኢኻ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ሕጂ እቲ ንፈርኦን ዝገብሮ ኽትርኢ ኢኻ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ግብጺ ሓደ ሕሱም ንጉስ ይገዝእ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ‘ያህ ምድሓን ኰነኒ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ቀይሕ ባሕሪ ምስጋር
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • የሆዋ ወትሩ ነቲ ዘተስፈዎ ይፍጽሞ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሓምለ ገጽ 2
እስራኤላውያንን እስራኤላውያን ዘይኰኑ ብዙሓት ሕውስዋስ ህዝብን ካብ ግብጺ ይወጹ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 6-7

“ሕጂ እቲ ንፈርኦን ዝገብሮ ኽትርኢ ኢኻ”

6:1, 6, 7፣ 7:4, 5

የሆዋ ኣብ ግብጻውያን መዓት ቅድሚ ምውራዱን ንእስራኤላውያን ካብ ባርነት ሓራ ቕድሚ ምውጻኡን፡ ብዛዕባ እቲ ዚገብሮ ነገራት ንእስራኤላውያን ነጊርዎም ነይሩ እዩ። እስራኤላውያን ቅድሚ ሕጂ ርእዮምዎ ብዘይፈልጡ መገዲ ሓይሊ የሆዋ ርእዮም እዮም፣ ግብጻውያን ድማ፡ የሆዋ ብርግጽ መን ምዃኑ ፈሊጦም እዮም። ተስፋታት ኣምላኽ ምስ ተፈጸመ፡ እምነት እስራኤላውያን ደልዲላ እያ፣ እዚ ድማ፡ ነቲ ኣብ ግብጺ ኸለዉ ኣጋጢምዎም ዝነበረ ጽልዋ ናይ ሓሶት ሃይማኖት ኬርሕቑ ሓጊዝዎም እዩ።

እዚ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ ተስፋታት ኣምላኽ ከም ዚፍጸም ንዘሎካ እምነት ዘደልደለልካ ብኸመይ እዩ፧

እሙናት ኣምለኽቲ ኻብቲ ብርቱዕ ጸበባ ይወጹ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ