ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሓምለ ገጽ 3
  • ካብ ትዕቢት ፈርኦን እንረኽቦ መለበሚ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ትዕቢት ፈርኦን እንረኽቦ መለበሚ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሙሴ ከምኡውን ኣሮን ተባዓት ኣወጅቲ ቃል ኣምላኽ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ሙሴን ኣሮንን ምስ ፈርኦን ይራኸቡ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ትዕቢት ዘስዕቦ ጕድኣት—ክሳዕ ክንደይ ኢዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • እቲ ቐዳማይ ሰለስተ መዓት
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሓምለ ገጽ 3
ፈርኦን፡ ሙሴን ኣሮንን ኬዘራርብዎ ኸለዉ፡ ኢዱ ሓፍ ኣቢሉ ገጹ ይጠዊ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 8-9

ካብ ትዕቢት ፈርኦን እንረኽቦ መለበሚ

8:15, 18, 19፣ 9:15-17

ፈርኦናት ግብጺ ንርእሶም ከም ኣማልኽቲ እዮም ዚርእይዋ ነይሮም። እዚ ድማ፡ ፈርኦን ንሙሴን ንኣሮንን ኰነ ነቶም ስሒር ዚገብሩ ኻህናቱ፡ ከይሰምዕ እተዓበየሉ ምኽንያት ክንርዳእ ይሕግዘና።

ርእይቶ ኺውሃበካ ኸሎ ጽን ኢልካ ትሰምዕ ዲኻ፧ ሓደ ሰብ ምስ ዚመኽረካ ተመስግን ዲኻ፧ ወይስ ኵሉ ሳዕ ቅኑዕ ከም ዝዀንካ እዩ ዚስምዓካ፧ “ትምክሕቲ ቕድሚ ውድቀት እያ።” (ምሳ 16:18) ካብ ትዕቢት ክንሕሎስ ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ዀን እዩ!

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ