ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ጥሪ ገጽ 2
  • ስነ ምግባራዊ ንጽህናኻ ሓሉ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ስነ ምግባራዊ ንጽህናኻ ሓሉ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዕምቈት እታ ንየሆዋ ዘላትካ ፍቕሪ ብቐጻሊ ኣርኢ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • የሆዋ ንህዝቡ ይፈልዮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • በዓላት ንዓና ዘለዎ ትርጉም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ጥሪ ገጽ 2
ሓደ ብዓል ሓዳርን ኣቦን ኣብ ላፕቶፕ ኮምፕዩተሩ ዜፈንፍን ነገር ከይርኢ ብቕጽበት ገጹ ናብ ካልእ ብምግባር ብኡብኡ ይዓጽዋ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ስነ ምግባራዊ ንጽህናኻ ሓሉ

የሆዋ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ሰባት እተፈለና ኽንከውን ይደልየና (ዘሌ 18:3፣ w19.06 28 ¶1)

የሆዋ ምስ መቕርባ ዚግበር ጾታዊ ርክብን ግብረ ሶዶምን ምስ እንስሳ ዚግበር ጾታዊ ርክብን ይኽልክል (ዘሌ 18:6, 22, 23፣ w17.02 20 ¶13)

የሆዋ ነዛ ርኽስቲ ዓለም ኬጥፍኣ እዩ (ዘሌ 18:24, 25፣ ምሳ 2:22፣ w14 1/7 7 ¶2)

ሰይጣን ናብታ ኣምላኽ ዜምጽኣ ሓዳስ ዓለም ክንኣቱ ኣይደልየናን እዩ። ስርዓታት የሆዋ ግና ካብ ኵሉ መጻወድያታት ሰይጣን ኬዕቍበና ይኽእል እዩ።

ርኽሰት ከም እንጸልእ ንየሆዋ ብኸመይ ከነርእዮ ንኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ