ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ጥሪ ገጽ 12
  • የሆዋ ንህዝቡ ይውድብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንህዝቡ ይውድብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓደ ሰብ ጽልዋ ኼሕድር ይኽእል ድዩ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንህዝቡ ብኸመይ ይመርሖም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ካብ ጌጋኻ ትምሃር ዲኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ጥሪ ገጽ 12

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ንህዝቡ ይውድብ

[መእተዊ ዘሁልቍ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

እስራኤላውያን በብጕጅለ ሰለስተ ነገድ ሰፊሮም ነበሩ (ዘሁ 1:52, 53፣ w94 1/12 9 ¶4)

ድምር እቶም ሰፊሮም ዝነበሩ እስራኤላውያን፡ 3,000,000 ወይ ልዕሊኡ ኪኸውን ይኽእል እዩ (ዘሁ 2:32, 33፣ it-1 397 ¶4)

የሆዋ ህዝቡ፡ ብእተወደበ መገዲ ኼምልኽዎ እዩ ዚደሊ። ንህዝቢ እስራኤል ከምኡ ኺገብሩ እዩ ዚደልዮም ነይሩ፣ ሕጂ እውን ከምኡ እዩ ዚደሊ።—1ቈረ 14:33, 40።

ንድፊ ሰፈር እስራኤል። ኣብ ማእከል ማሕደር ኣሎ። ጥቓ እቲ ማሕደር ስድራ ቤት ነገድ ሌዊ፡ ማለት ብምብራቕ ኣሮን፡ ብሰሜን ቀሃታውያን፡ ብምዕራብ ጌርሾናውያን፡ ብሰሜን ከኣ መራራውያን ኣለዉ። እቶም 12 ነገዳት እስራኤል ካብኡ ርሒቖም ይርከቡ። ብምብራቕ ይሳኮር፡ ይሁዳ፡ ዛብሎን ኣለዉ። ብደቡብ ጋድ፡ ሮቤል፡ ስምኦን ኣለዉ። ብምዕራብ ቢንያም፡ ኤፍሬም፡ ምናሴ ኣለዉ። ብሰሜን ንፍታሌም፡ ዳን፡ ኣሴር ኣለዉ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ንውድብ የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝድግፍ ብኸመይ ከርኢ እኽእል፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ