ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 8
  • ካብ ጌጋኻ ትምሃር ዲኻ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ጌጋኻ ትምሃር ዲኻ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንጌጋታተይ ብኸመይ ክሕዞ እኽእል፧
    መንእሰያት ዚሓትትዎ
  • ነቲ የሆዋ ስልጣኑ ዚጥቀመሉ መገዲ ቕድሓዮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ብዛዕባ ጌጋታት ግቡእ ኣረኣእያ ይሃሉኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • ከም ኣሳ ብትብዓት ስጕምቲ ትወስድ ዲኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 8
ሓንቲ ሓብቲ መጽሓፍ ቅዱሳ ተንብብን ኣብ ተግባራት ኣዶናይ ተስተንትንን። ስእልታት፦ 1. ኣዶናይ ቀርኒ መሰውኢ ይሕዝ። 2. ኣዶናይ ንባትሴባ ይልምና።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብ ጌጋኻ ትምሃር ዲኻ፧

[መእተዊ 1 ነገስት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ኣዶንያ ብሕቡእ ኪነግስ ውዲት ኣሊሙ እኳ እንተ ነበረ፡ ምሕረት ተገይሩሉ (1ነገ 1:5, 52, 53፣ it-2 987 ¶4)

ኣዶንያ ካብ ጌጋኡ ኣይተማህረን፡ ሳዕቤኑ ኸኣ ዓጺዱ (1ነገ 2:15-17, 22, 23፣ it-1 49)

ጥበበኛ ሰብ ካብ ጌጋኡ ይምሃር እዩ። ካብ ጌጋ ኻልኦት እውን ይምሃር እዩ።—1ቈረ 10:11።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ