ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ንናዝራውያን ብኸመይ ክትመስሎም ትኽእል፧ ናዝራውያን ጥቕሚ ርእሶም ይስውኡ ነይሮም (ዘሁ 6:2-4፣ it-2 477) ናዝራውያን ፍቓድ የሆዋ ይፍጽሙ ነይሮም (ዘሁ 6:5) ናዝራውያን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ንጹሃት እዮም ነይሮም (ዘሁ 6:6, 7) ሎሚ ዘለዉ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልገልቲ፡ ጥቕሚ ርእስኻ ናይ ምስዋእ መንፈስ ኣለዎም፡ ንየሆዋን ንስርዓታቱን ከኣ ይግዝኡ እዮም።