ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 16
  • ንእዋናዊ ፍጻመታት ኣብ ኣገልግሎትካ ተጠቐመሉ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንእዋናዊ ፍጻመታት ኣብ ኣገልግሎትካ ተጠቐመሉ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተገዳስነት ንምልዕዓል እዋናዊ ፍጻመታት ተጠቐም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
  • ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ተዓጻጻፊ ኹን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ኣብዛ ወትሩ እትቀያየር ዓለም ምስባኽ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
  • ሓቂ ምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 16
ሓንቲ ሓብቲ ንኣገልግሎት ትዳሎ። ትራክት ኣብ ኢዳ ሒዛ፡ ኣብ ኮምፕዩተራ ዜና ተናዲ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ንእዋናዊ ፍጻመታት ኣብ ኣገልግሎትካ ተጠቐመሉ

የሱስ ኣብ ኣገልግሎቱ፡ እዋናዊ ፍጻመታት ይጥቀም ነይሩ እዩ። (ሉቃ 13:1-5) ሎሚ እውን ሰባት ንመንግስቲ ኣምላኽ ዘለዎም ተገዳስነት ምእንቲ ኺለዓዓል፡ እዋናዊ ፍጻመታት ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ። ብዛዕባ ምንሃር ዋጋ፡ ባህርያዊ ሓደጋ፡ ናዕቢ፡ ወልፊ ሓሸሽ ወይ ተመሳሳሊ ነገራት ድሕሪ ምጥቃስ፡ እተመራምር ሕቶ ሕተት። ምናልባት፡ . . . መወዳእታ ዘለዎዶ ይመስለካ፧ ወይ ከኣ፡ . . . ፍታሕ ዘለዎዶ ይመስለካ፧ ኢልካ ኽትሓትት ትኽእል ኢኻ። ድሕሪኡ፡ ምስቲ ርእሰ ነገር ዚተሓሓዝ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣካፍል። እቲ ሰብ ተገዳስነት እንተ ኣልይዎ፡ ሓንቲ ቪድዮ ወይ ጽሕፍቲ ኻብ ናውቲ ትምህርቲ ኣፋልጥ። እምበኣር፡ ነቲ ኣብ ክልና ዘለዉ ሰባት ልቢ ንምትንካይ እንገብሮ ጻዕሪ፡ ምእንቲ እቲ ብስራት ኢልና ንግበሮ።—1ቈረ 9:22, 23።

ኣብ ክልኻ ንዘለዉ ሰባት ዚስሕቦም ርእሰ ነገር ኣየናይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ