ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 7
  • “ንልብኻ ሓልዎ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ንልብኻ ሓልዎ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ሓላው ወረዳ
  • መዓልታዊ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ፡ ጥበብ ከኣ ድለ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 7

ክርስትያናዊ ህይወት

“ንልብኻ ሓልዎ”

ሰሎሞን ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኹ፦ “ልዕሊ ዅሉ ንልብኻ ሓልዎ” ኢሉ ጽሒፉ ኣሎ። (ምሳ 4:23) እቲ ዜሕዝን ግና፡ እቶም ህዝቢ ኣምላኽ ዝዀኑ እስራኤላውያን ኣብ ቅድሚ የሆዋ “ብዅሉ ልቦም” ምምልላስ ሓዲጎምዎ። (2ዜና 6:14) ንጉስ ሰሎሞን እውን ከይተረፈ፡ እተን ኣረማውያን ዝነበራ ኣንስቱ፡ ልቡ ናብ ካልኦት ኣማልኽቲ ኸም ዜዘንብል ገይረናኦ እየን። (1ነገ 11:4) ንልብኻ ብኸመይ ትሕልዎ፧ እዛ ሕቶ እዚኣ፡ ኣብ ዓንቀጽ መጽናዕቲ ናይ ጥሪ 2019 ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ኣብ ገጽ 14-19 ወጺኣ ነይራ።

ነታ ካብ ግምቢ ዘብዐኛ ዚርከብ ትምህርትታት—ንልብኻ ሓልዎ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

ነዞም ኣብ ታሕቲ ተጠቒሶም ዘለዉ ክርስትያናት እንታይ ኣሉታዊ ጽልዋ እዩ ኣጋጢምዎም፧ እዛ ዓንቀጽ መጽናዕቲ ንልቦም ኪሕልዉ ዝሓገዘቶምከ ብኸመይ እያ፧

  • “ካብ ግምቢ ዘብዐኛ ዚርከብ ትምህርትታት—ንልብኻ ሓልዎ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ብረንትን ሎረንን ተመክሮኦም የዘንትዉ።

    ብረንትን ሎረንን

  • “ካብ ግምቢ ዘብዐኛ ዚርከብ ትምህርትታት—ንልብኻ ሓልዎ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ኡምጀይ መዋዓውዒ መንበሪ ገዛ ትርኢ።

    ኡምጀይ

  • “ካብ ግምቢ ዘብዐኛ ዚርከብ ትምህርትታት—ንልብኻ ሓልዎ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ሃፒ ተመክሮኣ ተዘንቱ።

    ሃፒ ላዩ

እቲ ዓንቀጽ መጽናዕቲ ብኸመይ እዩ ዚሕግዘካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ