ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 7
  • “የሆዋ ኻብኡ ዚበዝሕ ኪህበካ ይኽእል እዩ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “የሆዋ ኻብኡ ዚበዝሕ ኪህበካ ይኽእል እዩ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ኣብ የሆዋ ተወከል—መዓስ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ካብ ቃል ኣምላኽ ምሉእ ብምሉእ ትጥቀምዶ ኣለኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ምትእኽኻብ ንዓና ጽቡቕ እዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“የሆዋ ኻብኡ ዚበዝሕ ኪህበካ ይኽእል እዩ”

ኣማስያ ምስ ጸላእቲ ኣምላኽ ንምውጋእ ወተሃደራት ተኻረየ (2ዜና 25:5, 6)

ሓደ ናይ ኣምላኽ ሰብ ነቶም ወተሃደራት ኬሰናብቶም ንኣማስያ መኺርዎ (2ዜና 25:7, 8፣ it-1 1266 ¶6)

የሆዋ ንኣማስያ ልዕሊ እቲ ዘጋጠሞ ናይ ገንዘብ ክሳራ ኺሒስዎ (2ዜና 25:9, 10)

ስእልታት፦ ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ኽልተ ዓይነት ናብራ ብኣእምሮኣ ትስእል። 1. ናይ የሆዋ መስክር ምስ ዘይኰነት መሓዝኣ ናብ ቤት ትምህርቲ ኪኸዳ ኸለዋ ግዜ ተሕልፍ፣ ምስ ሓንቲ ዓባይ ሓብቲ ኣብ ኣገልግሎት ግዜ ተሕልፍ። 2. ኣብ ዓለማዊ ስራሕ ክሳዕ ምሸት ትሰርሕ፣ ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ባህ ኢልዋ ትዓዪ። 3. ኣብ ስራሓ መግለጺ ትህብ፣ ንሓንቲ ሰበይቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ትመርሓላ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ንየሆዋ ምሉእ ብምሉእ ምእንቲ ኸገልግሎ፡ እንታይ ብሕታዊ መስዋእቲ ኽገብር ኣሎኒ፧ እንታይ በረኸትከ ኽረክብ እኽእል፧’—ሚል 3:10፣ w21.08 30 ¶16።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ