ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 12
  • ካብ ቃል ኣምላኽ ምሉእ ብምሉእ ትጥቀምዶ ኣለኻ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ቃል ኣምላኽ ምሉእ ብምሉእ ትጥቀምዶ ኣለኻ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ፡ ተባዕ ስጕምቲ ይባርኽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ዮስያስ፡ ጥዑያት ኣዕሩኽ ነበርዎ
    ንደቅኻ ምሃሮም
  • ‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ዮስያስ ሕጊ ኣምላኽ ይፈቱ ነበረ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 12
ንጉስ ዮስያስ ምስ ሓዘነ፡ ክዳኑ ይቐድድ።

ዮስያስ፡ መጽሓፍ ሕጊ የሆዋ ብዓውታ ኺንበብ ከሎ ምስ ሰምዐ፡ ክዳውንቱ ይቐድድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብ ቃል ኣምላኽ ምሉእ ብምሉእ ትጥቀምዶ ኣለኻ፧

ዮስያስ ንቓል ኣምላኽ ጽን ኢሉ ሰሚዑ (2ዜና 34:18, 19፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

ነቲ ዝሰምዖ ዝነበረ ምእንቲ ኺርድኦ፡ ብትግሃት ጽዒሩ (2ዜና 34:21፣ it-1 1157 ¶4)

ነቲ እተማህሮ ተግቢርዎ (2ዜና 34:33፣ w09 15/6 10 ¶20)

ሓደ ሓው፡ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ኣንበበ፡ ነቲ ዓመጻ ዜተባብዕ ጸወታታት ቪድዮ ይጕሕፎ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ነቲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ የሆዋ እተምሃርክዎ ቐልጢፈ እትግብሮ ድየ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ