ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w23 ነሓሰ ገጽ 32
  • ምኽሪ መጽናዕቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምኽሪ መጽናዕቲ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብዛዕባ የሆዋ ዚገልጽ መንፈሳዊ ሃብቲ ርኸብ
  • ክትትግብሮ እትኽእል መንፈሳዊ ሃብቲ ርኸብ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
  • ባህርያትን እንታይነትን የሆዋ
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ምርምር ብኸመይ ተካይድ፧
    ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም
  • ሓዳስ ንዋት ምርምር
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
w23 ነሓሰ ገጽ 32

ምኽሪ መጽናዕቲ

ብዛዕባ የሆዋ ዚገልጽ መንፈሳዊ ሃብቲ ርኸብ

መጽሓፍ ቅዱስ ከነንብብ ከለና፡ እቲ ዘንበብናዮ ብንጹር ምእንቲ ኺርድኣና፡ እተፈላለየ ናውቲ መጽናዕቲ ንጥቀም ኢና። ኰይኑ ግና፡ ፍልጠት ካብ ምድላብ ንላዕሊ ኢና ኽንገብር እንጽዕር። ብዛዕባ ባህርያት የሆዋ ዚገልጽ መንፈሳዊ ሃብቲ ኽንረክብ ንደሊ ኢና፣ እዚ ድማ ነቲ ንዕኡ ዘሎና ፍቕሪ የዕዝዞ እዩ። ከምኡ ንምግባር፡ ‘እዚ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧’ ኢልና ገዛእ ርእስና ኽንሓትት ንኽእል ኢና።

የሆዋ ብኸመይ ፍቕሩን ጥበቡን ፍትሑን ሓይሉን ከም ዘርኣየ ንምፍላጥ ጻዕሪ ኽንገብር ንኽእል ኢና። ኰይኑ ግና፡ ባህርያት የሆዋ ኣብዚ ዝጠቐስናዮ ጥራይ እተደረተ ኣይኰነን። ካልእ ማራኺ ባህርያት እውን ኣለዎ። ብዛዕባ እዚ ባህርያቱ እዚ ኣበይ ሓበሬታ ኽትረክብ ትኽእል፧

ኣብ መሐበሪ ምርምር ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ “የሆዋ ኣምላኽ” ኣብ ትሕቲ ዚብል ኣርእስቲ፡ “ባህርያት የሆዋ” ኣብ ትሕቲ ዚብል ንኡስ ኣርእስቲ ርአ። ድሕሪኡ፡ ኣብቲ እተንብቦ ዘለኻ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ባህርያት ኣተኵር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ