ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 መስከረም ገጽ 5
  • ሓንቲ እኳ ኣይባኸነትን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓንቲ እኳ ኣይባኸነትን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ክኢላ ዓያዪ ኹን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋትና ብጥበብ ተጠቐመሉ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2005
  • ዕምቈት እታ ንየሆዋ ዘላትካ ፍቕሪ ብቐጻሊ ኣርኢ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንጽሑፋትና ሞሳ ነርኢ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 መስከረም ገጽ 5
ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ኣብ ዎርዊክ፡ ኒው ዮርክ

ክርስትያናዊ ህይወት

ሓንቲ እኳ ኣይባኸነትን

የሱስ፡ ኣንስትን ቈልዑን ከይደመርካ 5,000 ሰባት ድሕሪ ምምጋቡ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ሓንቲ እኳ ኸይትባኽን፡ ዝተረፈ ቝርስራስ ኣክብዎ” በሎም። (ዮሃ 6:12) የሱስ ንመሰናድዎ የሆዋ ዘለዎ ሞሳ፡ ምግቢ ኸም ዘይባኽን ብምግባር እዩ ኣርእዩ።

ኣብዚ ግዜና፡ ኣመሓዳሪ ኣካል ንየሱስ ብምምሳል ብወፈያ ንእተረኽበ ነገራት ብጥበብ ኪጥቀመሉ ይጽዕር እዩ። ንኣብነት፡ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ኣብ ዎርዊክ፡ ኒው ዮርክ ኪህነጽ ከሎ፡ ኣሕዋት ነቲ ዚውፈ ገንዘብ ብዚግባእ ኣብ ጥቕሚ ኺውዕል ዚኽእለሉ መደብ ህንጸት እዮም መሪጾም።

በዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መዳያት ከይነባኽን ክንጥንቀቕ ዘሎና ብኸመይ ኢና፧

  • ሓደ ሓው ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ መብራህቲ የጥፍእ

    ኣብ ክርስትያናዊ ኣኼባታት ኣብ እንዀነሉ እዋን

  • ሓደ ናይ የሆዋ ምስክር ኣብ ናቱ መጽሓፍ ቅዱስ ስሙ ይጽሕፍ

    ንውልቅና ዚኸውን ጽሑፋት ኣብ እንወስደሉ እዋን (km 5/09 3 ¶4)

  • ሓደ ሓዉ ዜድልዮ ትራክትታት ጥራይ ይወስድ

    ኣብ ኣገልግሎት እንጥቀመሉ ጽሑፋት ኣብ እንወስደሉ እዋን (mwb17.02 “ንመጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋት ብጥበብ ተጠቐመሉ” ¶1)

  • ሓንቲ ሓብቲ ንሓንቲ ሰበይቲ ጽሑፍ ቅድሚ ምሃባ ተገዳስነት እታ ሰበይቲ ተስተውዕል

    ኣብ ኣገልግሎት ኣብ እንካፈለሉ እዋን (mwb17.02 “ንመጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋት ብጥበብ ተጠቐመሉ” ¶2፡ ሳጹን)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ