ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 3:30, 31
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 30 ሹም ማይ ቤት ዓሌታት ቀሃታውያን ከኣ፡ ኤሊጻፋን ወዲ ዑዚኤል እዩ።+ 31 ሓላፍነቶም ከኣ፡ ክንክን ታቦትን+ ሰደቓን+ ቀዋሚ ቐንዴልን+ መሰውኢታትን+ ኣብቲ መቕደስ ዜገልግል ኣቕሑን+ መጋረድን*+ ኵሉ እቲ ምስዚ ዚተሓሓዝ ኣገልግሎትን ነበረ።+

  • ዘሁልቍ 4:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 “እቲ ሰፈር ኪነቅል ከሎ፡ ኣሮንን ደቁን ነቲ መቕደስን+ ንዅሉ ኣቕሑ እቲ መቕደስን ከዲኖም ይወድኡ። ድሕሪኡ፡ ደቂ ቀሃት መጺኦም ይጹርዎ፡+ ምእንቲ ኸይሞቱ ግና ነቲ መቕደስ ኣይተንክይዎ።+ እቲ ምስ ድንኳን ምርኻብ ዚተሓሓዝ ሓላፍነት* ደቂ ቀሃት እዚ እዩ።

  • ዘሁልቍ 7:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ንደቂ ቀሃት ግና፡ ኣገልግሎቶም ኣብ መቕደስ ስለ ዝነበረ፡+ ነቲ ቕዱስ ነገራት ድማ ኣብ መንኵቦም ይጾርዎ ስለ ዝነበሩ፡ ገለ እኳ ኣይሃቦምን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ