ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm24 ገጽ 6-7
  • ሰንበት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሰንበት
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2017
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
CO-pgm24 ገጽ 6-7
ስእልታት፦ ኣብ ናይ ሰንበት መደብ ዚጐልሕ ነገራት። 1. ዘካርያስን ኤልሳቤጥን። 2. ኣብ እንዳ ጽርበት ዕንጨይቲ፡ ዮሴፍ ነቲ ገና ቘልዓ ዝነበረ የሱስ ይሓቝፎ። 3. የሱስ ካብ ሰማይ ናብ ታሕቲ ይጥምት።

ሰንበት

“. . . ሽዑ፡ መወዳእታ ኺመጽእ እዩ”—ማቴዎስ 24:14

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 84ን ጸሎትን

  • 9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቶም በቲ ብስራት ዝኣመኑ ምሰልዎም

    • • ዘካርያስ (እብራውያን 12:5, 6)

    • • ኤልሳቤጥ (1 ተሰሎንቄ 5:11)

    • • ማርያም (መዝሙር 77:12)

    • • ዮሴፍ (ምሳሌ 1:5)

    • • ስምኦንን ሃናን (1 ዜና መዋእል 16:34)

    • • የሱስ (ዮሃንስ 8:31, 32)

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 65ን ምልክታታትን

  • 11:15 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ክፉእ ወረ ዘየፍርሃና ስለምንታይ እዩ፧ (መዝሙር 112:1-10)

  • 11:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 61ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 122

  • 1:50 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ “ደጊም ኣይኪድንጕን እዩ” (ራእይ 10:6)

  • 2:20 መዝሙር ቍ. 126ን ምልክታታትን

  • 2:30 እንታይ ተማሂርና፧

  • 2:40 ‘ነቲ ብስራት ኣጽኒዕኩም ሓዝዎ’—ስለምንታይን ብኸመይን፧ (1 ቈረንቶስ 2:16፣ 15:1, 2, 58፣ ማርቆስ 6:30-34)

  • 3:30 ሓዳስ ናይ ፈለማ መዝሙርን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ