ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm24 ገጽ 4-5
  • ቀዳም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቀዳም
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2022
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
CO-pgm24 ገጽ 4-5
ስእልታት፦ ኣብ ናይ ቀዳም መደብ ዚጐልሕ ነገራት። 1. ዮሴፍን ማርያምን የሱስ ብሕጻንነቱን። 2. ንጉስ ሄሮድስ። 3. ክልተ ጽምዲ ሰብ ሓዳር ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ።

ቀዳም

“ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ ድሕነቱ ኣበስሩ”—መዝሙር 96:2

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 53ን ጸሎትን

  • 9:40 “ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ከበስረን ይግብኣኒ እዩ” (ሉቃስ 4:43)

  • 9:50 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦

    ወንጌል የሱስ፦ 1ይ ምዕራፍ

    ናይ ሓቂ ብርሃን ዓለም—2ይ ክፋል (ማቴዎስ 2:1-23፣ ሉቃስ 2:1-38, 41-52፣ ዮሃንስ 1:9)

  • 10:25 መዝሙር ቍ. 69ን ምልክታታትን

  • 10:35 ዓውደ መጽናዕቲ፦ መሲሓዊ ትንቢት ተፈጺሙ!

    • • ልኡኽ ቀቅድሚኡ ይመጽእ (ሚልክያስ 3:1፣ 4:5፣ ማቴዎስ 11:10-14)

    • • ካብ ድንግል ይውለድ (ኢሳይያስ 7:14፣ ማቴዎስ 1:18, 22, 23)

    • • ኣብ ቤት-ልሄም ይውለድ (ሚክያስ 5:2፣ ሉቃስ 2:4-7)

    • • ሕጻን ከሎ ዕቝባ ይግበረሉ (ሆሴእ 11:1፣ ማቴዎስ 2:13-15)

    • • ናዝሬታዊ ተባሂሉ ይጽዋዕ (ኢሳይያስ 11:1, 2፣ ማቴዎስ 2:23)

    • • ኣብ ምዱብ ግዜ ይመጽእ (ዳንኤል 9:25፣ ሉቃስ 3:1, 2, 21, 22)

  • 11:40 ጥምቀት፦ ወትሩ ‘ነቲ ብስራት ተገዛእቲ ኹኑ’ (2 ቈረንቶስ 9:13፣ 1 ጢሞቴዎስ 4:12-16፣ እብራውያን 13:17)

  • 12:10 መዝሙር ቍ. 24ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 83

  • 1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንጸገማት ብብስራት ኣሰንፉ

    • • ጐዳኢ ወረ (ኢሳይያስ 52:7)

    • • እተረበሸ ሕልና (1 ዮሃንስ 1:7, 9)

    • • ህሉው ኵነታት (ማቴዎስ 24:14)

    • • ጓሂ (ማቴዎስ 11:28-30)

  • 2:35 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ‘ከተበስሩ ተሃንጠዩ’

    • • ዕዮ ሃዋርያት ጥራይ ኣይኰነን (ሮሜ 1:15፣ 1 ተሰሎንቄ 1:8)

    • • ኣምልኾ እዩ (ሮሜ 1:9)

    • • ቅኑዕ ናውቲ ንምጥቃም ድሉዋት ኩኑ (ኤፌሶን 6:15)

  • 3:15 ቪድዮ፦ ‘እቲ ብስራት ኣብ ኵላ ዓለም ብኸመይ ይፈርን ይዓብን ኣሎ፧’ (ቈሎሴ 1:6)

  • 3:40 መዝሙር ቍ. 35ን ምልክታታትን

  • 3:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቲ ብስራት ብቐጻሊ ስበኹ

    • • ኣብ ዘለኹምሉ ዘበለ ዅሉ (2 ጢሞቴዎስ 4:5)

    • • ኣምላኽ ኣብ ዚመርሓኩም ዘበለ ዅሉ (ግብሪ ሃዋርያት 16:6-10)

  • 4:15 “ምእንቲ እቲ ብስራት” እንታይ ክትገብሩ ኢኹም፧ (1 ቈረንቶስ 9:23፣ ኢሳይያስ 6:8)

  • 4:50 መዝሙር ቍ. 21ን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ