ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/10 ገጽ 2
  • 15 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 15 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 15 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 3/10 ገጽ 2

15 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

15 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 10

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 2 ሕ.ጽ. 12-21፡ ኣብ ገጽ 24 ዘላ ሳጹን

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 5-9

ቍ. 1፦ 1 ሳሙኤል 6:1-9

ቍ. 2፦ ሰይጣንን ኣጋንንቱን ንኸየጥቅዑና እንታይ መከላኸሊ ኣሎና፧

ቍ. 3፦ td 22ለ ወዲ ናብ ምድሪ ቕድሚ ምምጻኡ ይኹን ድሕሪኡ ትሕቲ ኣቦ እዩ

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 44

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ንመጽሓፍ ዓመት 2010 ብዚግባእ ተጠቐመላ። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ነታ ኣብ ገጽ 3-4 እዛ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና እትርከብ፡ “ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ” ተመያየጠላ። በቲ ኻብታ መጽሓፍ ዓመት እተመርጸ ተመክሮታት ጌርካ፡ እቲ ተመክሮታት ኣብ ኣገልግሎትና ብኸመይ ከም ዜተባብዓና ግለጽ። ሰማዕቲ ብዛዕባ እቲ ጕሉሕ መዳያት ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም። ኵሎም ነታ መጽሓፍ ዓመት ኬንብብዋ ብምትብባዕ ዛዝም።

15 ደቒቕ፦ “ዓብዪ ኣገዳስነት ዘለዎ ዕዮ።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ሕጡብ ጽሑፍ 3 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ንሓደ ዕቤት ንዚገብር መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚመርሕ ኣስፋሒ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ። እቲ ተመሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ለውጥታት ኪገብር ነይርዎ፧ እዚ ኣብቲ ኣስፋሒ እንታይ ጽልዋ ነይርዎ፧

መዝሙር 17

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ