ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/11 ገጽ 2
  • መደብ 21 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 21 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 21 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 2/11 ገጽ 2

መደብ 21 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

21 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 17⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 11-22 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ነህምያ 12-13 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ነህምያ 13:15-22 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ንየሆዋ ኣምላኽ ጥራይ ውፉይ ምዃን ኪበሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧—ዘጸ. 20:5 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ንሓጢኣት ዚሓጽብ ኣይኰነን—td 41ለ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 49

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ የሆዋ ንቕዱሳኑ ኣይሓድጎምን። (መዝ. 37:28) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2010፡ ኣብ ገጽ 149 ሕ.ጽ. 2፡ ክሳዕ ገጽ 150 ሕ.ጽ. 4፣ ከምኡውን ሰሌዳ ገዲፍካ ኻብ ገጽ 175 ሕ.ጽ. 2 ኽሳዕ ገጽ 179 ሕ.ጽ. 5 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ ምይይጥ። ንነፍሲ ወከፍ ተመክሮ ምስ ተመያየጥኩምሉ፡ ሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ዚግበር ውጽኢታዊ መደምደምታ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 221 ሕ.ጽ. 5 ኽሳዕመወዳእታ ገጽ 222 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ሓደ ወይ ክልተ ነጥብታት ኣሕጽር ኣቢልካ ብመርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ “ንዓ ስዓበኒ።” ኣብ ናይ ለካቲት 2010 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ ኣብ ገጽ 2 ተመርኲስካ ዚውሰድ ሕቶታትን መልስታትን። ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ 28 ለካቲት 2011 ካብ እትጅምር ሰሙን ኣትሒዝና ነዛ መጽሓፍ እዚኣ ኸነጽንዓ ምዃንና ኣዘኻኽር።

መዝሙር 31⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ