መደብ 12 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
12 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 40ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 1 ¶1-9፡ ኣብ ገጽ 2 ዘላ ደብዳበ (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኤርምያስ 5-7 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ኤርምያስ 5:15-25 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ክርስትያናት ምጽራር ዚወርዶም ስለምንታይ እዩ፧—td 16ሀ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ የሆዋ ንህዝቡ ኻብ መንፈሳዊ ሓደጋታት ዚሕልዎም ብኸመይ እዩ፧ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ናይ ምምሃር ክእለትካ ኣማዕብል—2ይ ክፋል። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 57፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳዕ እታ ኣብ ገጽ 59 ዘላ ንኡስ ኣርእስቲ፡ ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።
10 ደቒቕ፦ ንኣምላኽ ኵሉ ሳዕ መስዋእቲ ምስጋና ኣቕርብ። (እብ. 13:15) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2011 (እንግሊዝኛ)፡ ካብ ገጽ 59፡ ሕ.ጽ. 1-2፡ ከምኡውን ገጽ 70፡ ሕ.ጽ. 7 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።
10 ደቒቕ፦ “እዚ ንመዘከርታይ ግበርዎ።” ሕቶታትን መልስታትን። በዓል ዝኽሪ ዚግበረሉ ሰዓትን ቦታን ነታ ጉባኤ ሓብራ።
መዝሙር 5ን ጸሎትን