ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/12 ገጽ 5
  • መደብ 29 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 29 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 29 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 10/12 ገጽ 5

መደብ 29 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

29 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 13⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 12 ¶1-8፡ ኣብ ገጽ 96 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ሆሴእ 8-14 (10 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 14

15 ደቒቕ፦ “ካብ ጕጅለ ኣገልግሎት ወፍሪ ብኸመይ ክትጥቀም ትኽእል፧” ሕቶታትን መልስታትን። ነታ ኣብ ገጽ 6 ዘላ ሳጹን ክትመያየጡላ ኸለኹም፡ ንሓደ ኣብ ቤቱ ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ ኺግበር ዝፈቐደ፡ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሉ። ኣብ ቤቱ ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ ኣብ ዚግበረሉ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ብኸመይ ይዳሎ፧ እዚ ኣኼባታት እዚ ኣብ ቤቱ ንኺግበር ዝረኸቦ ፍሉይ መሰል ኣኽቢሩ ዚርእዮ ስለምንታይ እዩ፧

15 ደቒቕ፦ “መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር ዚሕግዝ ሓሙሽተ መገድታት።” ሕቶታትን መልስታትን። ንሕጡብ ጽሑፍ  6 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ነቶም ዕቤት ዚገብር መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚመርሑ፡ ብዛዕባ እቲ ዝረኸብዎ ሓጐስ ኪገልጹ ዓድሞም።

መዝሙር 31⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ