ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/13 ገጽ 3
  • መደብ 23 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 23 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 23 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 12/13 ገጽ 3

መደብ 23 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

23 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 13⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jl ትምህርቲ 23-25 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ራእይ 7-14 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ራእይ 9:1-21 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ክርስትያናት ናይ ሓቂ ተቐበልቲ ኣጋይሽ ከም ዝዀኑ ኼርእዩሉ ዚኽእሉ መገድታት፧—እብ. 13:2 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ሓይሊ ህይወት፡ መንፈስ ተባሂሉ ይጽዋዕ—td 7ለ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 50

10 ደቒቕ፦ ኣብ ጥርን ለካቲትን ዚዕደል ጽሑፋት። ምይይጥ። ትሕዝቶ እቲ ዚዕደል ጽሑፍ ግለጽ፣ ሓደ ወይ ክልተ መርኣያ ድማ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ “መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር ንእትብሃል መጽሓፍ ኪቕበሉ ድሉዋት ንዘይኰኑ ሰባት ዚኸውን ሓገዝ።” ሕቶታትን መልስታትን። ንሓደ ኻብቲ ኣብ ገጽ 6 ቐሪቡ ዘሎ ሓሳባት ተጠቒምካ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 46⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ