ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g02 8/4 ገጽ 1-3
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2002
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምምህርና ዝኽፈሎ መስዋእትታትን ዘለዎ ስግኣትን
    ንቕሑ!—2002
  • ሰባት መምህራን ዝዀኑ ስለምንታይ ኢዮም፧
    ንቕሑ!—2002
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
  • ምምህርና ዘፍርዮ ዕግበትን ዘምጽኦ ሓጐስን
    ንቕሑ!—2002
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2002
g02 8/4 ገጽ 1-3

ትሕዝቶ

ሚያዝያ-ሰነ 2002

መምህራን እንተ ዘይህልዉ እንታይ ምገበርና፧

ኣብ ዓለም ካብ ኣብ ካልእ ሞያ ንላዕሊ ኣብ ምምህርና ዝሰርሑ ሰባት ዝበዝሑ ክዀኑ ይኽእሉ ኢዮም። ንዅላትና ሰብ ጽቡቕና ኢዮም። እንተዀነ ግን ኣብ ምምህርና እትኸፍሎ መስዋእትታት: ዘለዎ ስግኣት: ከምኡውን ዘምጽኣልካ ሓጐስ እንታይ ኢዩ፧

3 መምህራን ስለምንታይ ኢዮም ዘድልዩና፧

5 ሰባት መምህራን ዝዀኑ ስለምንታይ ኢዮም፧

7 ምምህርና ዝኽፈሎ መስዋእትታትን ዘለዎ ስግኣትን

12 ምምህርና ዘፍርዮ ዕግበትን ዘምጽኦ ሓጐስን

20 ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣረኣእያ

ናይ ገበን ስምዒት ወትሩ ሕማቕ ድዩ፧

26 ቀሊል ዝበልካዮ ተሓላሊኹ ኽጸንሓካ ኸሎ

28 መንእሰያት ዝሓትዎ . . .

ዝፈልጡኒ ተማሃሮ እንተ ኣጓነፉኒኸ፧

31 ካብ ከባቢ ዓለም

32 “በጃኹም ሓግዙኒ! ተስፋይ ንስኻትኩም ጥራይ ኢኹም ”

ሕልመይ እተጋህደሉ መገዲ 14

ኣብ ማእከላይ ኣውሮጳ እትነብር ሰበይቲ ሓደ እዋን ኮምዩኒዝም ከምጽኦ እትጽበዮ ዝነበረት

ነገራት ሕጂ ብኸመይ ከም ዝረኸበቶ ኣዘንተወት።

ዘገዳማዊ ቛንቋ—⁠እንስሳታት ዝረዳድእሉ ምስጢር 18

እንስሳታት ንሓድሕዶም ብኸመይ ኢዮም ‘ዝዘራረቡ’፧

[ኣብ ገጽ 3 ዘሎ ምንጪ ስእሊ]

COVER: Map used with permission, © RMC, www.randmcnally.com

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ