ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 58-59
  • መእተዊ 5ይ ክፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ 5ይ ክፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብቲ ‘እኽሊ ሰማይ’ ምጥቃም
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • መእተዊ መበል 11 ኽፋል
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • መእተዊ 4ይ ክፋል
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ንየሆዋ እተመባጽዑሉ መብጽዓ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 58-59
እስራኤላውያን ማና ይእክቡ

መእተዊ 5ይ ክፋል

እስራኤላውያን ካብቲ ንቐይሕ ባሕሪ ዝሰገሩሉ ድሕሪ ኽልተ ወርሒ ኣብ ከረን ሲና በጽሑ። ኣብኡ ኸኣ የሆዋ ንእስራኤላውያን ፍሉይ ህዝቡ ምእንቲ ኺገብሮም ኢሉ ምሳታቶም ኪዳን ተኣታተወ። ካብ ጸገማት የዕቍቦምን ዜድልዮም ዘበለ ዅሉ ይህቦምን ነበረ፣ ዚበልዕዎ ማናን ዚኽደንዎ ኽዳንን ዚነብርሉ ውሑስ ቦታን ሃቦም። ወላዲ እንተ ዄንካ፡ የሆዋ ንእስራኤላውያን ስለምንታይ ሕግን ማሕደርን ክህነትን ከም ዝሃቦም ንውሉድካ ኣረድኣዮ። ቃልና ምሕላውን ብትሕትና ምምልላስን ወትሩ ንየሆዋ እሙን ምዃንን ዘለዎ ኣገዳስነት ኣጕልሕ።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • ንየሆዋ እንተ ተመባጺዕካሉ፡ መብጽዓኻ ሓሉ

  • ትዕቢትን ስስዐን ዕልወትን ናብ ጥፍኣት ይመርሕ

  • የሆዋ ንእስራኤላውያን፡ ዘይእሙናት ኣብ ዝነበሩሉ እዋን እኳ ኸይተረፈ፡ ይዕገሶምን ይከናኸኖምን ነበረ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ