ሰናይ ንምግባር ኣይትተሓለሉ!
ቅድሚ ቐትሪ
9:30 ሙዚቃ
9:40 መዝሙር ቍ. 77ን ጸሎትን
9:50 ሰናይ ምግባር ቀሊል ዘይኰነ ስለምንታይ እዩ፧
10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንስጋ ኢልኩም ኣይትዝርኡ
ንማሕበራዊ መራኸቢ ብጥበብ ተጠቐሙሉ
ጥዑይ መዘናግዒ ምረጹ
ንመንፈስ ቅንኢ ተቓለስዎ
ዜተኣማምን መጻኢ ኺህልወኩም ጽዓሩ
11:05 መዝሙር ቍ. 45ን ምልክታታትን
11:15 ንዅሉ ሰናይ ግበሩ
11:30 ወፈያን ጥምቀትን
12:00 መዝሙር ቍ. 63
ድሕሪ ቐትሪ
1:10 ሙዚቃ
1:20 መዝሙር ቍ. 127ን ጸሎትን
1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ንኣምላኽ ከተዐሽውዎ ኣይትፈትኑ—ብኸመይ፧
2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:30 መዝሙር ቍ. 59ን ምልክታታትን
2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንመንፈስ ኢልኩም ዝርኡ
ጽቡቕ ልማድ መጽናዕቲ ኣማዕብሉ
ንህይወትኩም ብስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ምርሕዋ
‘ኢድኩም ኣይተዕርፉ’
3:40 እንተ ዘይተሓሊልና እንታይ ኢና እንዓጽድ፧
4:15 መዝሙር ቍ. 126ን ጸሎትን