ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm20 ገጽ 2-3
  • ዓርቢ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዓርቢ
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንልቢ የሆዋ ኣሐጕስዎ!
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2020-2021—ምስ ሓላው ወረዳ
  • “ብየሆዋ ተሓጐሱ”
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2020-2021—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2017
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2019
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
CO-pgm20 ገጽ 2-3
ስእልታት፦ 1. ካህን እዝራ። 2. ዕንባባ። 3. እተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ክልተ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብሓባር ይሰብኩ። ፍሽኽ እናበሉ ሰላም ይባሃሃሉ። 4. ብዕድመ ዝደፍኡ ሰብ ሓዳር ኢድ ንኢድ ተተሓሒዞም ፍሽኽ ይብሉ።

ዓርቢ

“ኵሉ ሳዕ ብጐይታ ተሓጐሱ። ደጊመ፡ ተሓጐሱ እብል ኣለኹ።”​—ፊልጲ 4:4

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 111ን ጸሎትን

  • 9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ የሆዋ፡ “ሕጉስ ኣምላኽ” ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (1 ጢሞቴዎስ 1:11)

  • 10:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንሓጐስ ኣበርክቶ ዚገብር እንታይ እዩ፧

    • • ቀሊል ህይወት (መክብብ 5:12)

    • • ንጹህ ሕልና (መዝሙር 19:8)

    • • ትርጉም ዘለዎ ዕዮ (መክብብ 4:6፣ 1 ቈረንቶስ 15:58)

    • • ናይ ሓቂ ዕርክነት (ምሳሌ 18:24፣ 19:4, 6, 7)

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 89ን ምልክታታትን

  • 11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ “የሆዋ ኣሐጒስዎም ነበረ” (እዝራ 1:1-6:22፣ ሃጌ 1:2-11፣ 2:3-9፣ ዘካርያስ 1:12-16፣ 2:7-9፣ 3:1, 2፣ 4:6, 7)

  • 11:45 ብግብርታት ድሕነት የሆዋ ተሓጐሱ (መዝሙር 9:14፣ 34:19፣ 67:1, 2፣ ኢሳይያስ 12:2)

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 148ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:30 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:40 መዝሙር ቍ. 131

  • 1:45 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣብ ስድራ ቤትኩም ሓጐስ ኣማዕብሉ

    • • ኣቱም ሰብኡት፡ ብኣንስትኹም ተሓጐሱ (ምሳሌ 5:18, 19፣ 1 ጴጥሮስ 3:7)

    • • ኣትን ኣንስቲ፡ ብሰብኡትክን ተሓጐሳ (ምሳሌ 14:1)

    • • ኣቱም ወለዲ፡ ብውሉዳትኩም ተሓጐሱ (ምሳሌ 23:24, 25)

    • • ኣቱም ውሉዳት፡ ብወለድኹም ተሓጐሱ (ምሳሌ 23:22)

  • 2:50 መዝሙር ቍ. 135ን ምልክታታትን

  • 3:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ የሆዋ ኽንሕጐስ ከም ዚደልየና፡ ፍጥረት የረጋግጽ

    • • ውቁብ ዕምባባታት (መዝሙር 111:2፣ ማቴዎስ 6:28-30)

    • • ጥዑም ምግቢ (መክብብ 3:12, 13፣ ማቴዎስ 4:4)

    • • ማራኺ ሕብርታት (መዝሙር 94:9)

    • • መስተንክር ንድፊ ሰብነትና (ግብሪ ሃዋርያት 17:28፣ ኤፌሶን 4:16)

    • • ደስ ዜብል ደሃይ (ምሳሌ 20:12፣ ኢሳይያስ 30:21)

    • • ድንቂ እንስሳታት (ዘፍጥረት 1:26)

  • 4:00 “እቶም ሰላም ዜስፍኑ . . . ሓጐስ ኣለዎም”—ስለምንታይ፧ (ምሳሌ 12:20፣ ያእቆብ 3:13-18፣ 1 ጴጥሮስ 3:10, 11)

  • 4:20 ምስ የሆዋ ናይ ቀረባ ዕርክነት ምምስራት፡ ዓብዪ ሓጐስ የምጽእ! (መዝሙር 25:14፣ ኣንባቆም 3:17, 18)

  • 4:55 መዝሙር ቍ. 28ን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ