‘ንየሆዋ ብህንጥዮት ተጸበይዎ’!
ቅድሚ ቐትሪ
9:30 ሙዚቃ
9:40 መዝሙር ቍ. 88ን ጸሎትን
9:50 ‘ንየሆዋ ተሃንጢኹም ተጸበይዎ’—ብኸመይ፧
10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቶም ብህንጥዮት እተጸበዩ ምሰልዎም
• ኣንባቆም
• ዮሃንስ
• ሃና
11:05 መዝሙር ቍ. 142ን ምልክታታትን
11:15 እንታይ ትጽበዩ ኣለኹም፧
11:30 ወፈያን ጥምቀትን
12:00 መዝሙር ቍ. 28
ድሕሪ ቐትሪ
1:10 ሙዚቃ
1:20 መዝሙር ቍ. 54ን ጸሎትን
1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ትዕግስቲ ጽብቕቲ ባህርይ ድያ፧
2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:30 መዝሙር ቍ. 143ን ምልክታታትን
2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንየሆዋ ተጸበይዎ
• በይንኹም እተሓደግኩም ኰይኑ ኺስምዓኩም ከሎ
• ክትጋገዩ ኸለኹም
• እኩያት ኪብልጽጉ ኸለዉ
3:40 “ንጻድቕ . . . ዓስቢ ኣለዎ”
4:15 መዝሙር ቍ. 140ን ጸሎትን