ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/11 ገጽ 8-16
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ግንቦት፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር፡ ከምዚ ዚስዕብ ክትብል ትኽእል ኢኻ፦
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • መጽሔታት ክንዕድል ከለና እንታይ ከም እንብል
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 4/11 ገጽ 8-16

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብ ግንቦት፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር፡ ከምዚ ዚስዕብ ክትብል ትኽእል ኢኻ፦

“ኣምላኽ ስለምንታይ መከራን እከይን ኪህሉ ኸም ዝፈቐደ ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧ [መልሲ ተጸበ።] ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ዚገልጽ ኣገዳሲ ሓሳባት ከርእየካ ምደለኹ።” ነቲ ኣብ ናይ 1 ግንቦት ግምቢ ዘብዐኛ ኣብ ገጽ 16፡ ኣብ ትሕቲ እታ ናይ መጀመርታ ንኡስ ኣርእስቲ ዘሎ ሓሳባትን ንሓደ ኻብቲ ጥቕስታትን ብሓደ ዄንኩም ኣንብብዎ። ነታ መጽሔት ኣበርክተሉ፣ ነቲ ቐጺሉ ዘሎ ሕቶ ተመሊስካ ንኽትመያየጠሉ ኸኣ መደብ ግበር።

ግምቢ ዘብዐኛ 1 ግንቦት

መዝሙር 37:10, 11 ኣንብብ። ድሕሪኡ ኸምዚ በል፦ “እዚ መብጽዓ እዚ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ዚፍጸምዶ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ብዛዕባ እቲ ሕጂ ዚፍጸም ዘሎ ሽዱሽተ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ትገልጽ፣ እቲ ትንቢታት፡ እዚ መብጽዓ እዚ ዚፍጸመሉ ግዜ ነዊሕ ከም ዘይኰነ ይሕብር።”

Awake! May

“ገሊኦም ሰባት፡ ደቂ ሰብ ካብ እንስሳታት ብፍልቀት ከም ዚመጹ ይገልጹ። ንስኻኸ እንታይ ትብል፧ [መልሲ ተጸበ። ድሕሪኡ፡ መዝሙር 139:14 ኣንብብ።] እቲ ጸሓፍ መዝሙር ብዛዕባ እቲ ዜደንቕ ኣካል ወዲ ሰብ ውሱን ፍልጠት ጥራይ ከም ዝነበሮ ፍሉጥ እዩ። እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ኣብዚ እዋን እዚ ብዛዕባ ዘሎና ፍልጠትን ካብ እንስሳታት ብዛዕባ ዚፈልየና ነገርን ትገልጽ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ