ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/12 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 6/12 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብታ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር ከምዚ ዚስዕብ ክትብል ትኽእል ኢኻ፦

“ኣብዚ ቐረባ ዓመታት፡ ሓያሎ ሰባት ብመላእኽቲ ኸም ዚግደሱ ኼርእዩ ጸኒሖም እዮም። መላእኽቲ ብርእሶም ሓሲቦም ዚዓዩ ኣካላት ድዮም፧ እንታይ ምበልካ፧ [መልሲ ተጸበ።] እዚ ዚስዕብ እንታይ ከም ዚብል ርአ።” ድሕሪኡ፡ ነቲ ብዓል ቤት ናይ 1 ሓምለ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ሃቦ፣ ነቲ ኣብ ገጽ 16 ኣብ ትሕቲ እቲ ናይ መጀመርታ ንኡስ ኣርእስቲ ዚርከብ ሓሳብ ከኣ ተመያየጡሉ። ነታ መጽሔት ኣበርክተሉ፣ ኣብ ዚቕጽል እዋን ተመሊስካ ነታ ስዒባ ዘላ ሕቶ ምእንቲ ኽትመያየጡላ ኸኣ ቈጸራ ግበር።

ግምቢ ዘብዐኛ 1 ሓምለ

መዝሙር 65:2 ኣንብብ። ድሕሪኡ ኸምዚ ዚስዕብ በል፦ “ሓያሎ ሰባት፡ ኣምላኽ ‘ጸሎት ዚሰምዕ’ ምዃኑ ይኣምኑሉ፡ መዓልታዊ ድማ ይጽልዩ እዮም። ገሊኣቶም ግና፡ ‘ኣምላኽ እንተ ደኣ ኣልዩ፡ ኣብ ዓለም ብዙሕ ጸገማት ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧’ ኢሎም ይሓቱ። ንስኻኸ እንታይ ምበልካ፧ ጸሎትና ዚሰምዕ ኣምላኽ ኣሎዶ፧ [መልሲ ተጸበ] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ‘እቲ ጸሎት ዚሰምዕ ኣካል፡ መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧’ ንዚብል ሕቶ ምላሽ ትህበሉ።”

Awake! July

“ኣብ ዓለም ሓደ ለውጢ ኸተምጽእ ዓቕሚ እንተ ዚህልወካ፡ እንታይ ለውጢ መምጻእካ፧ [መልሲ ተጸበ።] መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓቕሚ ደቂ ሰብ ውሱን ዝዀነሉ ምኽንያት ይገልጽ እዩ። [ኤርምያስ 10:23 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ኣምላኽ እንታይ ለውጢ ንኼምጽእ ዕላማ ኸም ዝገበረ ትገልጽ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ