ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/11 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 7/11 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር ከምዚ ዚስዕብ ክትብል ትኽእል ኢኻ፦

“ሰባት እተፈላለየ ሃይማኖት እዩ ዘለዎም፣ ብእተፈላለየ መገዲ ድማ እዮም ንኣምላኽ ዜምልኹ። ኣምላኽ ብዛዕባ እዚ ኸመይ ዚስምዖ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] የሱስ ብዛዕባ እዚ እንታይ ከም ዝመሃረ እሞ ኣስተብህል።” ነቲ ብዓል ቤት፡ ነታ ናይ 1 ነሓሰ ግምቢ ዘብዐኛ ሃቦ እሞ፡ ኣብ ገጽ 16፡ ኣብ ትሕቲ እታ ናይ መጀመርታ ንኡስ ኣርእስቲ ንዘሎ ሓሳባትን ንሓደ ኻብቲ ጥቕስታትን ሓቢርኩም ኣንብብዎ። ነታ መጽሔት ኣበርክተሉ፣ ነቲ ቐጺሉ ዘሎ ሕቶ ተመሊስካ ንኽትመያየጠሉ ኸኣ መደብ ግበር።

The Watchtower 1 ነሓሰ

“ውሉዳት ኣብ ግዜ ቝልዕነቶም ብዛዕባ ኣምላኽ ኪመሃሩ ኣለዎምዶ፡ ወይስ ክሳዕ ዚዓብዩን ናይ ርእሶም ሃይማኖት ክሳዕ ዚመርጹን ምጽናሕ ዝሓሸ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] መጽሓፍ ቅዱስ ንኣቦታት እንታይ ኢሉ ኸም ዚእዝዞም እሞ ኣስተብህል። [ኤፌሶን 6:4 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ወለዲ ንውሉዳቶም፡ ብዛዕባ ኣምላኽ ብኸመይ ኪምህርዎም ከም ዚኽእሉ ትሕብር።”

Awake! August

“ብዛዕባ እዛ ጥቕሲ እዚኣ ዘሎካ ርእይቶ ኽፈልጥ ምደለኹ። [1 ሳሙኤል 16:23 ኣንብብ።] እዛ ጥቕሲ እዚኣ፡ ሙዚቃ ሓይሊ ኸም ዘለዎ እያ እትሕብረና። ገሊኡ ሙዚቃ ሕማቕ ጽልዋ ኺህልዎ ኸም ዚኽእል ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧ [መልሲ ተጸበ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ንዓናን ንደቅናን ዚኸውን ጽቡቕ ሙዚቃ ብኸመይ ክንመርጽ ከም እንኽእል ትገልጽ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ