ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/12 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 8/12 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብታ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር ከምዚ ዚስዕብ ክትብል ትኽእል ኢኻ፦

“ብዙሓት ሰባት፡ ሓደ መዓልቲ፡ ኣምላኽ ብተግባሮም ከም ዚፈርዶም ይኣምኑ እዮም። ንመዓልቲ ፍርዲ ብሃንቀውታ ዲኻ እትጽበያ ወይስ ኣመና ኢኻ እትፈርሃ፧ [መልሲ ተጸበ።] እዚ ዚስዕብ እንታይ ከም ዚብል እሞ ርአ።” ድሕሪኡ፡ ነቲ ብዓል ቤት ናይ 1 መስከረም ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ሃቦ፣ ነቲ ኣብ ገጽ 16 ኣብ ትሕቲ እቲ ናይ መጀመርታ ንኡስ ኣርእስቲ ዚርከብ ሓሳብ ከኣ ተመያየጡሉ። ነታ መጽሔት ኣበርክተሉ፣ ኣብ ዚቕጽል እዋን ተመሊስካ ነታ ስዒባ ዘላ ሕቶ ምእንቲ ኽትመያየጡላ ኸኣ ቈጸራ ግበር።

ግምቢ ዘብዐኛ 1 መስከረም

“ኣብ ብዙሕ ክፋላት ዓለም፡ ደቂ ኣንስትዮ ኣደዳ ኣድልዎን ግፍዕን ይዀና እየን። እቲ ዜሕዝን ድማ፡ ሃይማኖታዊ እምነታት እውን ነዚ ኣበርክቶ ገይሩ እዩ። ኣምላኽ ብሓቂ ብዛዕባ ደቂ ኣንስትዮ ዚግደስዶ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሰብኡት ንኣንስቶም ብኸመይ ኪሕዝወን ከም ዘለዎም ኪገልጽ ከሎ እንታይ ከም ዚብል እሞ ርአ። [ኤፌሶን 5:28, 29 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንደቂ ኣንስትዮ ብዚምልከት ዘለዎ ኣረኣእያ እንታይ ከም ዚብል ትገልጽ።”

Awake! September

“ብዙሓት ሰባት፡ ኣብ ምድሪ ዘሎ ህይወት፡ ሓደ መዓልቲ ምናልባት ብኑክልየሳዊ ውግእ ኪጠፍእ ከም ዚኽእል ይዛረቡ እዮም፣ ብኸም ኣስትሮይድ ወይ ዓለምለኻዊ ለውጢ ዅነታት ኣየር ዝኣመሰለ ባህርያዊ ሓደጋ ኺጠፍእ ከም ዚኽእል እውን ይገልጹ እዮም። ከምዚ ዝበለ ብዛዕባ መዓልቲ ጥፍኣት ዚገልጽ ትንቢታት፡ መሰረት ዘለዎዶ ይመስለካ፡ ወይስ ሕልሚ ዀይኑ ጥራይ እዩ ዚስምዓካ፧ [መልሲ ተጸበ።] መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ዚስዕብ ዚብል ዜጸናንዕ መብጽዓ ሒዙ ኣሎ። [መዝሙር 37:29 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ልሙድ ኰይኑ ብዛዕባ ዘሎ ንመዓልቲ ጥፍኣት ዚምልከት ፍጻመታትን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተገሊጹ ብዛዕባ ዘሎ ንመጻኢ ዚምልከት ርትዓዊ ሓሳባትን ትምርምር።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ