ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሓምለ ገጽ 8
  • መደብ ስሩዕ ፈላምነት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ ስሩዕ ፈላምነት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነናይ ሓጋዚ ፓይነር ኣገልግሎት መደባት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
  • ሕጂ ፓይነር ኴንካ ንምግልጋል መገዲ ተኸፊቱልካዶ ኢዩ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1999
  • እዋን በዓል ዝኽሪ—ኣገልግሎትና እነዛይደሉ ኣጋጣሚ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2005
  • ክንደግሞዶ ኢና፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሓምለ ገጽ 8

ክርስትያናዊ ህይወት

መደብ ስሩዕ ፈላምነት

ክልተ ፈለምቲ ንሓደ ሰብኣይ ይምስክሩሉ

ስሩዕ ፈላሚ ኽትከውን እንተ ደሊኻ፡ ጽቡቕ መደብ ኪህልወካ ኣለዎ። ኣብ ሰሙን 18 ሰዓት ተገልግል እንተ ዄንካ፡ ፈላሚ ኽትከውንን ናይ ዕረፍቲ ግዜ ኽትረክብን ትኽእል ኢኻ። እዚ መደብ እዚ፡ ከም ሕማምን ሕማቕ ኵነታት ኣየርን ንዝኣመሰለ ዘይተሓስበ ዕንቅፋታት ክትሰግር እውን ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ። እዚ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ቐሪቡ ዘሎ ሰሌዳ፡ ናይ ክፍለ ግዜ ወይ ናብ ምሉእ ግዜ ስራሕ ንዚሰርሑ፡ ጥዕና ንዘይብሎም ወይ ድሩት ዓቕሚ ንዘለዎም ዚኸውን መደባት ሒዙ ኣሎ። ሓደ ኻብ ኣባላት ስድራ ቤትካ ገለ ምትዕርራያት ብምግባር፡ ካብ መስከረም ጀሚሩ ፈላሚ ኪኸውን ይኽእል ይኸውን። ኣብ ዚቕጽል ኣምልኾ ስድራ ቤትኩም ብዛዕባ እዚ ኽትመያየጡ ትኽእሉ ኢኹም።

ናይ ክፍለ ግዜ ስራሕ እየ ዝሰርሕ

ሰኑይ

ስራሕ

ሰሉስ

ስራሕ

ረቡዕ

ስራሕ

ሓሙስ

6 ሰዓት

ዓርቢ

6 ሰዓት

ቀዳም

4 ሰዓት

ሰንበት

2 ሰዓት

ናይ ምሉእ ግዜ ስራሕ እየ ዝሰርሕ

ሰኑይ

2 ሰዓት

ሰሉስ

2 ሰዓት

ረቡዕ

ኣብ መንጎ ሰሙን ዚግበር ኣኼባ

ሓሙስ

2 ሰዓት

ዓርቢ

2 ሰዓት

ቀዳም

6 ሰዓት

ሰንበት

4 ሰዓት

ናይ ጥዕና ጸገም ኣሎኒ

ሰኑይ

ዕረፍቲ

ሰሉስ

3 ሰዓት

ረቡዕ

3 ሰዓት

ሓሙስ

3 ሰዓት

ዓርቢ

3 ሰዓት

ቀዳም

3 ሰዓት

ሰንበት

3 ሰዓት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ