ነናይ ሓጋዚ ፓይነር ኣገልግሎት መደባት
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን 15 ሰዓታት ከተምጽኣሉ እትኽእል መገድታት ዘርኢ ኣብነት
[ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ስእሊ]
ንግሆ ንግሆ—ካብ ሰኑይ ክሳዕ ቀዳም
ሰንበት ኣብ ክንዲ ዝዀነት መዓልቲ ክትካእ ትኽእል ኢያ
[ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ስእሊ]
መዓልቲግዜሰዓታት
ሰኑይንግሆ21⁄2
ሰሉስንግሆ21⁄2
ረቡዕንግሆ21⁄2
ሓሙስንግሆ21⁄2
ዓርቢንግሆ21⁄2
ቀዳምንግሆ21⁄2
ድምር ሰዓታት:-15
[ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ስእሊ]
ክልተ ምሉእ መዓልትታት
ካብ መንጎ ሰሙን ዝዀነ ክልተ መዓልትታት ክምረጽ ይከኣል
[ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ስእሊ]
መዓልቲግዜሰዓታት
ረቡዕምሉእ መዓልቲ71⁄2
ቀዳምምሉእ መዓልቲ71⁄2
ድምር ሰዓታት:-15
[ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ስእሊ]
ክልተ ምሸትን ቀዳመ ሰናብትን
ኣብ መንጎ ሰሙን ካብ ዘለዋ ክልተ ምሸት ክምረጽ ይከኣል ኢዩ
[ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ስእሊ]
መዓልቲግዜሰዓታት
ሰኑይምሸት11⁄2
ረቡዕምሸት11⁄2
ቀዳምምሉእ መዓልቲ8
ሰንበትፍርቂ መዓልቲ4
ድምር ሰዓታት:-15
[ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ስእሊ]
ኣብ መንጎ ሰሙን ዘሎ ድሕሪ ቐትርን ቀዳምን
ሰንበት ኣብ ክንዲ ዝዀነት መዓልቲ ክትካእ ትኽእል ኢያ
[ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ስእሊ]
መዓልቲ ግዜሰዓታት
ሰኑይድሕሪ ቐትሪ2
ሰሉስድሕሪ ቐትሪ2
ረቡዕድሕሪ ቐትሪ2
ሓሙስድሕሪ ቐትሪ2
ዓርቢድሕሪ ቐትሪ2
ቀዳምምሉእ መዓልቲ5
ድምር ሰዓታት:-15
[ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ስእሊ]
ናይ ብሕተይ መደብ ኣገልግሎት
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግዜ እተሕልፎ ሰዓታት መድብ
[ኣብ ገጽ 6 ዘሎ ስእሊ]
መዓልቲግዜሰዓታት
ሰኑይ
ሰሉስ
ረቡዕ
ሓሙስ
ዓርቢ
ቀዳም
ሰንበት
ድምር ሰዓታት:-15