ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 12
  • ካብቲ ኽልተ ኣዕኑድ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብቲ ኽልተ ኣዕኑድ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ለ8 ሰሎሞን ዝሃነጻ ቤተ መቕደስ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ካብ ልቦም ብትግሃት ሃነጹ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ካብ ጌጋኻ ትምሃር ዲኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ኣብ እዋን ጭንቂ ምንጪ ምትብባዕ ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 12
ኣብ መእተዊ ገበላ እቲ ቤተ መቕደስ፡ ክልተ ገዘፍቲ ኣዕኑድ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብቲ ኽልተ ኣዕኑድ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

ክልተ ገዘፍቲ ኣዕኑድ ኣብ ገበላ እቲ ቤተ መቕደስ ቈይሙ ነይሩ (1ነገ 7:15, 16፣ w13 1/12 13 ¶3)

እቲ ኣዕኑድ ትርጉም ዘለዎ ስማት ነይርዎ (1ነገ 7:21፣ it-1 348)

የሆዋ ነታ ቤተ መቕደስ ምእንቲ ‘ኼጽንዓሎም’፡ እቶም ህዝቢ ኣብኡ ኺውከሉ ነይርዎም (1ነገ 7:21፡ እ.ጽ.፣ መዝ 127:1)

ብዙሕ ዕንቅፋታት ሰጊርና ናብ ሓቂ ምእንቲ ኽንመጽእ የሆዋ ሓጊዙና ኪኸውን ይኽእል እዩ። እንተዀነ ግና፡ ኣብ ‘እምነት ምእንቲ ኽንጸንዕ’ ወትሩ ኣብኡ ኽንውከል ኣሎና።—1ቈረ 16:13።

ስእልታት፦ 1. ኣብ ድኳን፡ ሓንቲ መንእሰይ፡ ነታ “ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!” ዘርእስታ ብሮሹር ካብ ሓብትና ትቕበል። 2. እታ መንእሰይ ነታ “ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!” ዘርእስታ መጽሓፍ ከተንብባ ኸላ፡ ብዛዕባ እቲ ዘለዋ ወልፊ ሽጋራ ተስተንትን። 3. እታ መንእሰይ ትጥመቕ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ የሆዋ ኸም ዝውከል ብኸመይ አርኢ ኣለኹ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ