ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ጥሪ ገጽ 8
  • ብሓገዝ የሆዋ በዳሂ ዕዮ ኽትፍጽም ትኽእል ኢኻ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብሓገዝ የሆዋ በዳሂ ዕዮ ኽትፍጽም ትኽእል ኢኻ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • በዳሂ ዅነታት ኬጋጥመካ ኸሎ፡ ከም ፊንሃስ ክትከውን ትኽእልዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ሓደ ኣቦ ንወዱ ዝሃቦ ፍቕራዊ ማዕዳ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንየሆዋ ኸይተጕህዮ ግቡእ ፍርሃት ይሃሉኻ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • መንእሰያት ኣሳልጦ ምእንቲ ኺረኽቡ ሓግዞም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ጥሪ ገጽ 8

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብሓገዝ የሆዋ በዳሂ ዕዮ ኽትፍጽም ትኽእል ኢኻ

እቶም ሌዋውያን ሓለውቲ ኣፍ ደገ ሓደ ዓብዪ መዝነት እዩ ተዋሂብዎም ነይሩ (1ዜና 9:26,27፣ w05 1/10 9 ¶8)

ብግዜ ሙሴ፡ ፊንሃስ ሓለቓ ሓለውቲ ኣፍ ደገ እቲ ማሕደር እዩ ነይሩ (1ዜና 9:17-20ሀ)

የሆዋ ንፊንሃስ ዕዮኡ ኺፍጽም ሓጊዝዎ (1ዜና 9:20ለ፣ w11 15/9 32 ¶7)

ስእልታት፦ 1. ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ዓባይ ማኪና ትዝውር። 2. ብዕድመ ዝደፍኡ ሰብ ሓዳር ብተሌፎን ይምስክሩ። 3. መጻምድቲ ዝያዳ ኣስፋሕቲ ኣብ ዜድልይሉ ቦታ ይሰብኩ።

የሆዋ ብዙሕ ኣገዳሲ ዕዮ ይህበና እዩ። ንሓደ ዕዮ ብኸመይ ከም እትዓይዮ ርግጸኛ እንተ ዘይኴንካ፡ ናብ የሆዋ ጸሊ ኸምኡ እውን ካብ ሓደ ብሱል ክርስትያን ሓገዝ ድለ።—ፊል 2:13።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ