ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ለካቲት ገጽ 8
  • ደቅኻ ኣብ ፈጣሪ ድልድልቲ እምነት ክትህልዎም ሓግዞም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ደቅኻ ኣብ ፈጣሪ ድልድልቲ እምነት ክትህልዎም ሓግዞም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነቲ መርትዖ መርምሮ
    ንቕሑ!—2021
  • ንስድራ ቤት ዚኸውን ተወሳኺ ሓገዝ
    ንቕሑ!—2018
  • ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ
    ንቕሑ!—2020
  • ማእሰር ኣቐዲምካ ፍርዲ በቲኾም
    ንቕሑ!—2020
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ለካቲት ገጽ 8

ክርስትያናዊ ህይወት

ደቅኻ ኣብ ፈጣሪ ድልድልቲ እምነት ክትህልዎም ሓግዞም

ፍጥረት ክብሪ የሆዋ ይነግር። (መዝ 19:1-4፣ 139:14) ይኹን እምበር፡ ናይ ድያብሎስ ዓለም ብዛዕባ መበቈል ፍጥረት ንኣምላኽ ዜሕስር ክልሰ ሓሳብ ከም ዜስፋሕፋሕ እያ እትገብር። (ሮሜ 1:18-25) ከምዚ ዝኣመሰለ ሓሳባት፡ ኣብ ኣእምሮን ልብን ደቅኻ ሱር ምእንቲ ኸይሰድድ ብኸመይ ክትከላኸሎ ትኽእል፧ ካብ ንእስነቶም ኣትሒዝካ የሆዋ ኸም ዘሎን ብብሕቲ ኸም ዚሓልየሎምን እምነት ኬሕድሩ ሓግዞም። (2ቈረ 10:4, 5፣ ኤፌ 6:16) ብዛዕባ እቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዚምሃርዎ ነገራት ናይ ውሽጦም ሓሳብ ክትፈልጥ ጽዓር፣ ልቦም ንምትንካፍ ድማ ንሓያሎ ኻብ ንዋትና ተጠቐም።—ምሳ 20:5፣ ያእ 1:19።

ሓደ ኣቦ ንውሉዳቱ ብዛዕባ ፍጥረት ይምህሮም፣ ፍልቀት ኣብ ክፍሊ ይውሃብ፣ መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ብኣምላኽ ብዛዕባ ምእማን

ነታ መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ብኣምላኽ ብዛዕባ ምእማን ዘርእስታ ቪድዮ ርኣይዋ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦

  • ብኣምላኽ ብዛዕባ ምእምን ዚንገር ጽውጽዋይ እንታይ እዩ፧

  • ኣብ ቤት ትምህርትኻ እንታይ ትምህርቲ እዩ ዚውሃብ፧

  • የሆዋ ኸም ዘሎ ኽትኣምን ዝገበረካ እንታይ እዩ፧

  • ኣምላኽ ንዅሉ ኸም ዝፈጠረ፡ ንሓደ ሰብ ብኸመይ ከተረድኦ ምኸኣልካ፧

ኣብዚ ዚስዕብ ተወሳኺ ንዋት ይርከብ፦

• ዓምዲ JW.ORG “ማይ ባይብል ለሰንስ” (3 ዓመትን ካብኡ ንታሕትን)

• ቪድዮ ዓርኪ የሆዋ ኹን—‘የሆዋ ንዅሉ ፈጢርዎ’

• ዓምዲ ንቕሑ! ““ተነዲፉ ድዩ፧”

• ወረቐት ዕዮ JW.ORG “ዋይ ዱ ኣይ ብሊቭ ኢን ጎድ፧”

• ዓምዲ JW.ORG “ክርኤሽን ኦር ኢቮሉሽን፧” (ኣርባዕተ ኽፋል)

• ዓምዲ ቪድዮ JW Broadcasting “ቪውፖይንትስ ኦን ዘ ኦርጅን ኦቭ ላይፍ”

• ቪድዮ ዘ ዎንደርስ ኦቭ ክሪኤሽን ሪቪል ጎድስ ግሎሪ

• ብሮሹር ዎዝ ላይፍ ክሪኤትድ

• መጽሓፍ ኢዝ ዘር ኤ ክሪኤተር ሁ ኬርስ ኣባውት ዩ፧

ዘ ኦርጅን ኦቭ ላይፍ—ፋይቭ ኰስችንስ ዎርዝ ኣስኪንግ (መበቈል ህይወት—ሓሙሽተ ኣገዳሲ ሕቶታት)

ዘ ኦርጅን ኦቭ ላይፍ—ፋይቭ ኰስችንስ ዎርዝ ኣስኪንግ

እዛ ብሮሹር እዚኣ፡ ብፍላይ ኣብ ቤት ትምህርቲ ብዛዕባ ፍልቀት ንዚምሃሩ መንእሰያት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ተባሂላ እያ ተዳልያ። ብዛዕባ ህላወ ፈጣሪ ስፍሕ ዝበለ መግለጺ ንዚደልዩ እውን ክትውሃብ ትኽእል እያ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ