ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 124
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • “የሆዋ ምሳና እንተ ዘይነብርሲ”

        • ካብ እተሰብረ መጻወድያ ኣምሊጥና (7)

        • ‘ስም የሆዋ ረድኤትና እዩ’ (8)

መዝሙር 124:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 46:7፣ ሮሜ 8:31፣ እብ 13:6

መዝሙር 124:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 54:4፣ 118:6
  • +መዝ 3:1፣ 22:16

መዝሙር 124:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 56:1
  • +መዝ 27:2

መዝሙር 124:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብልዕሊ ነፍስና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:4

መዝሙር 124:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍስና ምወሓጣ።”

መዝሙር 124:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስና ኻብ መጻወድያ ሃዳናይ ከም ዘምለጠት ዑፍ እያ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 23:26, 27፣ 2ሳሙ 17:21, 22
  • +መዝ 25:15፣ 91:3

መዝሙር 124:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 18:10

ሓፈሻዊ

መዝ. 124:1መዝ 46:7፣ ሮሜ 8:31፣ እብ 13:6
መዝ. 124:2መዝ 54:4፣ 118:6
መዝ. 124:2መዝ 3:1፣ 22:16
መዝ. 124:3መዝ 56:1
መዝ. 124:3መዝ 27:2
መዝ. 124:4መዝ 18:4
መዝ. 124:71ሳሙ 23:26, 27፣ 2ሳሙ 17:21, 22
መዝ. 124:7መዝ 25:15፣ 91:3
መዝ. 124:8ምሳ 18:10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 124:1-8

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ። ናይ ዳዊት።

124 “የሆዋ ምሳና እንተ ዘይነብርሲ፡”+

—ሕጂ እስራኤል ይበል፡—

 2 “የሆዋ ምሳና እንተ ዘይነብርሲ፡+

ሰባት ኬጥቅዑና ምስ ተንስኡ፡+

 3 ቍጥዓኦም ኣብ ልዕሌና እናነደደ ኸሎ፡+

ብህይወት ከለና ምወሓጡና።+

 4 ሽዑ፡ ማያት ምወሰደና፣

ውሒዝ ብልዕሌና* ምወሓዘ።+

 5 ዚናወጽ ማያት ምወሓጠና።*

 6 እቲ ኣደዳ ኣስናኖም ክንከውን ኣሕሊፉ ዘይሃበና

የሆዋ ይወደስ።

 7 ንሕና ኻብ መጻወድያ ሃዳናይ

ከም ዘምለጠት ዑፍ ኢና፣*+

እቲ መጻወድያ ተሰይሩ፡

ንሕና ኸኣ ኣምሊጥና።+

 8 ረድኤትና ብስም እቲ

ሰማይን ምድርን ዝገበረ የሆዋ እዩ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ