ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w12 15/1 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
w12 15/1 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥሪ 2012

ሕታም መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

27 ለካቲት 2012–4 መጋቢት 2012

ናይ ሓቂ ክርስትያናት ንቓል ኣምላኽ የኽብርዎ

ገጽ 4 • መዝሙራት፦ 37, 43

5-11 መጋቢት 2012

ብኸመይ ንቑሕ ከም እትኸውን፡ ካብ ሃዋርያት የሱስ ተምሃር

ገጽ 9 • መዝሙራት፦ 24, 43

12-18 መጋቢት 2012

ካብ ‘ምስሊ ሓቂ’ ተምሃር

ገጽ 16 • መዝሙራት፦ 16, 13

19-25 መጋቢት 2012

ንየሆዋ ብምሉእ ነፍስኻ መስዋእቲ ኣቕርበሉ

ገጽ 21 • መዝሙራት፦ 10, 6

26 መጋቢት 2012–1 ሚያዝያ 2012

ንዅሎም ደቂ ሰብ ዚጠቅም ናይ መንግስቲ ኽህነት

ገጽ 26 • መዝሙራት፦ 23, 28

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1 ገጽ 4-8

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ቅኑዓት ክርስትያናት ኣብዚ ዝሓለፈ ዘመናት ብኸመይ ብቓል ኣምላኽ ይምርሑ ኸም ዝነበሩ ኽትገልጽ እያ። ንጥቕሲ ዓመት 2012 እውን ከተጕልሕ እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 2 ገጽ 9-13

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ብኸመይ ንቑሓት ከም እንኸውን፡ ካብ ሃዋርያትን ካብቶም ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ኻልኦት ክርስትያናትን ብዛዕባ እንመሃሮ ሰለስተ ነጥብታት ክትገልጽ እያ። ነቲ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ብእተማልአ መገዲ ንኽንሰብኽ ዝገበርናዮ ቘራጽነት እውን ከተደልድለልና እያ።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 16-25

ብመሰረት ሕጊ ሙሴ፡ እስራኤላውያን ኣብ እተፈላለየ ኣጋጣሚታት ንየሆዋ መስዋእቲ ኬቕርቡሉ ነበሮም። ክርስትያናት ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ ኣይኰኑን። ይኹን እምበር፡ ከምቲ ኣብዘን ዓንቀጻት እዚኣተን ተገሊጹ ዘሎ፡ ኣብቲ ሕጊ ዚርከብ መሰረታዊ ስርዓት፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ኻብቶም ሎሚ ዘለዉ ኣምለኽቱ ዚጽበዮ ሞሳ ብዙሕ ይምህረና እዩ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 5 ገጽ 26-30

ንደቂ ሰብ ዜድልዮም ዝዓበየ ነገር፡ ምስ ኣምላኽ ምትዕራቕ እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ መንግስቲ ኻህናት ነዚ ናይ ምትዕራቕ ዕዮ ብኸመይ ከም ዚዓይዎን ንሕና ብኸመይ ከም እንጥቀምን ክትሕብር እያ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ኣብ ሕታም መጽናዕቲእተገብረ ለውጥታት

14 ‘ከመይ ገይረ እየ ኽሰብኽ ዝኽእል፧’

15 ንእዋን መጽናዕትኻ ዝያዳ ባህ ዜብልን ውጽኢታውን ግበሮ

31 ካብ መዛግብትና

ገበር፦ ሳን ክሪስቶባል ደ ላስ ካሳስ ኣብ እትብሃል መክሲካዊት ከተማ ዚርከብ ዕዳጋ። ትሶትሲል ዚብሃል ቋንቋ እተማህሩ ፈለምቲ ዝዀኑ ሰብ ሓዳር፡ ነቶም ደቀባት ኪምስክሩሎም ከለዉ

መክሲኮ

ብዝሒ ህዝቢ

108,782,804

ኣስፋሕቲ

710,454

ዕዮ ትርጕም

30 ቋንቋ ደቀባት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ