ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w15 15/4 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
w15 15/4 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሚያዝያ  2015

© 2015 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ሕታም መጽናዕቲ

1-7 ሰነ 2015

ኣቱም ሽማግለታት፡ ንኻልኦት ምስልጣን ብኸመይ ትርእይዎ፧

ገጽ 3 • መዝሙር፦ 42, 53

8-14 ሰነ 2015

ሽማግለታት ብኸመይ ከም ዜሰልጥኑ

ገጽ 9 • መዝሙር፦ 45, 42

15-21 ሰነ 2015

ምስ የሆዋ ዘሎካ ርክብ ድልዱል ድዩ፧

ገጽ 19 • መዝሙር፦ 51, 11

22-28 ሰነ 2015

ወትሩ ኣብ የሆዋ ተወከል!

ገጽ 24 • መዝሙር፦ 27, 49

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ኣቱም ሽማግለታት፡ ንኻልኦት ምስልጣን ብኸመይ ትርእይዎ፧

▪ ሽማግለታት ብኸመይ ከም ዜሰልጥኑ

ሽማግለታት ብዙሕ ተመክሮ ንዘይብሎም ኣሕዋት ኬሰልጥኑ ኽሳዕ ክንደይ እዩ ኣገዳሲ፧ እንታይ ሜላታት ስልጠና እዩ ኣሳልጦ ዘለዎ፧ ሽማግለታትን ስልጠና ዚውሃቦም ኣሕዋትን ካብቶም ጥንቲ ዝነበሩ ሳሙኤልን ኤልያስን ኤልሳእን እንታይ እዮም ኪምሃሩ ዚኽእሉ፧ መልሲ እዘን ሕቶታት እዚአን፡ ኣብዘን ክልተ ዓንቀጽ ኪቐርብ እዩ።

▪ ምስ የሆዋ ዘሎካ ርክብ ድልዱል ድዩ፧

▪ ወትሩ ኣብ የሆዋ ተወከል!

ምስ የሆዋ ድልዱል ርክብ እንተ ኣልዩና፡ ንፈተናታት ብዓወት ክንሰግሮ ኢና። እዘን ክልተ ዓንቀጽ እዚአን ምስ የሆዋ ብምዝርራብን ወትሩ ኣብኡ ብምውካልን ነቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ ብኸመይ ከነደልድሎ ኸም እንኽእል ኬብርሃልና እየን።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

14 “ብእዋን ራህዋን ብእዋን ጸበባን” ዝረኸብክዎ በረኸት

29 ውገዳ ፍቕራዊ መሰናድዎ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

32 እተቘርጸ ኦም መሊሱ ኺጥጥዕ ይኽእልዶ፧

ገበር፦ ኣብ ጐደና ሃይፎንግ፡ ካውሉን፡ ሓደ ሽማግለ ንሓደ ኣገልጋሊ ጉባኤ ብግህዶ ኣብ ዚግበር ምስክርነት ኬሰልጥኖ ኸሎ

ሆንግ ኮንግ

ብዝሒ ህዝቢ

7,234,800

ኣስፋሕቲ

5,747

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

6,382
ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ስእሊ
180,000+

ጽሑፋት ዚዕደለሉ ዓረብያታትን ሰደቓታትን ጠረጴዛታትን ከብሕታትን ብቤት ጽሕፈት ጨንፈር ሆንግ ኮንግ ተዳልዩ ኣብ መላእ ዓለም ተዘርግሐ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ