ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/94 ገጽ 3
  • ቲኦክራቲካዊ ዜና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቲኦክራቲካዊ ዜና
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ሕጕሳት ወደስቲ” ናይ 1995 ኣውራጃዊ ኣኼባ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1995
  • “ናይ ኣምላኽ መገዲ ህይወት” ናይ 1998 ኣውራጃውን ኣህጉራውን ኣኼባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
  • “ምድሓን ቀሪቡ” ዘርእስቱ ናይ 2006 ናይ ኣውራጃ ኣኼባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
  • ናይ ኣውራጃዊ ኣኼባ መዘኻኸሪታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1996
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
km 3/94 ገጽ 3

ቲኦክራቲካዊ ዜና

ኬንያ:- ምረቓ ናይ ኣደራሽ መንግስቲ ኣምላኽ:- ናይሮቢ ጊቱራይ: ብ11 ጥሪ 1994: 290 ተኣኪቦም። ባናና ሂል ድማ ብ29 ጥሪ 248 ተረኺቦም።

ህንዲ:- ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ 13, 217 በጺሖም። እዚ ብተኸታታሊ ንሰለስተ ግዜ ዝበጽሕዎ ዝለዓለ ቍጽሪ ኢዩ።

ሊቱወንያ:- እቲ ናይ ጥቅምቲ ጸብጻብ ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ 871 የርኢ። እዚ ካብቲ ናይ ጥቅምቲ 1992 ብ39 ካብ ሚእቲ ወሰኽ ኣርእዩ።

ኬፕ ቬርደ: ካብ ኩሉ ግዜ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ 861 ኣብ ወርሒ ሕዳር ጸብጻብ ሂባ ። እቶም ናይ ጉባኤ ኣስፋሕቲ ብገምጋም 13 ሰዓታት ኣብ ኣገልግሎት ኣሕሊፎም ። 1798 ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ድማ መሪሖም ።

ኔፓል: ኣብቲ ኣብ ካትማንዱ ካብ 18 ክሳዕ 21 ሕዳር 1993 ዝተገብረ “መለኮታዊ ትምህርቲ” ዘርእስቱ አውራጃዊ ኣኼባ 576 ተኣከብቲ ነይሮም ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ