ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 መስከረም ገጽ 4
  • 17-23 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 17-23 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 መስከረም ገጽ 4

17-23 መስከረም

ዮሃንስ 5-6

  • መዝሙር 2ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ብቕኑዕ ድራኸ ንየሱስ ሰዓቦ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 6:9-11—የሱስ ብተኣምራዊ መገዲ ንብዙሓት ህዝቢ መገበ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ዮሃ 6:10)

    • ዮሃ 6:14, 24—እቶም ሰባት የሱስ መሲሕ ከም ዝዀነ ስለ ዝደምደሙ ንጽብሒቱ እውን ደለይዎ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ዮሃ 6:14)

    • ዮሃ 6:25-27, 54, 60, 66-69—እቶም ምስ የሱስን ደቀ መዛሙርቱን ዝሓበሩ ሰባት፡ ግጉይ ድራኸ ስለ ዝነበሮም፡ ብቓሉ ተዓንቀፉ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ዮሃ 6:27, 54፣ w05 1/9 21 ¶13-14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 6:44—ኣቦ ንሰባት ናብኡ ዚስሕቦም ብኸመይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 6:64—የሱስ፡ ይሁዳ ኸም ዚኽሕዶ “ኻብ መጀመርታ ኣትሒዙ” ይፈልጥ ዝነበረ ብኸመይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 6:41-59

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ኣብ ክልኹም ልሙድ ዝዀነ ተቓውሞ የልዕል።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ክርስትያን ከም ዝዀነ ይገልጸልካ።

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 31

  • ብኸመይ ዓይኻሉ፧፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ንኣስፋሕቲ ምስክርነት ናብ ምሃብ ኪመርሓካ ብዚኽእል ዝርርባት ብምጅማሮም ንዝረኸብዎ ተመክሮ ኼዘንትዉ ዓድሞም።

  • “ሓንቲ እኳ ኣይባኸነትን”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ምስ ኣከባቢ ዚሳነ ንድፊ ንየሆዋ የኽብሮ—ቍንጽል ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 19-20፡ “ንኣገልገልቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዜሰልጥን ኣብያተ ትምህርቲ” ዘርእስታ ሳጹን፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 49ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ