ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ጥሪ ገጽ 4
  • 21-27 ጥሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 21-27 ጥሪ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ጥሪ ገጽ 4

21-27 ጥሪ

ግብሪ ሃዋርያት 25-26

  • መዝሙር 73ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ጳውሎስ ናብ ቄሳር ይግባይ በለ፡ ንንጉስ ሄሮድስ ኣግሪጳ ድማ መስከረሉ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ግብ 25:11—ጳውሎስ ንሕጋዊ መገድታት ተጠቒሙ ናብ ቄሳር ይግባይ በለ (bt 198 ¶6)

    • ግብ 26:1-3—ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ንጉስ ሄሮድስ ኣግሪጳ ንሓቂ ጽቡቕ ገይሩ ተማጐተላ (bt 198-201 ¶10-16)

    • ግብ 26:28—ቃላት ጳውሎስ ኣብቲ ንጉስ ሓያል ጽልዋ ኣሕደረ (bt 202 ¶18)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ግብ 26:14—መጕጠዪ እንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ፣ nwt ማህደረ ቓላት፡ “መጕጠዪ”)

    • ግብ 26:27—ጳውሎስ ንንጉስ ኣግሪጳ “ንነብያትሲ ትኣምኖም ዲኻ፧” ኢሉ ምስ ሓተቶ፡ ኣግሪጳ እተወላወለ ስለምንታይ እዩ፧ (w03 15/11 16-17 ¶14)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 25:1-12 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 2)

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ ኣፋልጥ። (th መጽናዕቲ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 38

  • “ዕዮና ኣብ ኲበክ ሕጋውነት ዝለበሰሉ መገዲ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 4

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 132ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ