ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/15 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መጽሔታት ክንዕድል ከለና እንታይ ከም እንብል
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • መጽሔታት ክንዕድል ከለና እንታይ ከም እንብል
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2008
  • መጽሔታት ክንዕድል ከለና እንታይ ከም እንብል
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 6/15 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ 1 ሓምለ

“ንዘይርጉእ ኵነታት ህይወት ኣብ ግምት ብምእታው፡ እቲ የሱስ ብዛዕባ ጭንቀት ዝሃቦ ሓሳባትሲ ግብራዊ ዀይኑዶ ይስምዓካ፧ [ማቴዎስ 6:25 ኣንቢብካ፡ መልሲ ተጸበ።] እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ ንመሰረታዊ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ግብሪ ብምውዓል፡ ነቲ ምስ ጕዳይ ገንዘብን ጸገማት ስድራ ቤትን ሓደጋታትን ተተሓሒዙ ዚመጽእ ጭንቀት ብኸመይ ከነፍኵሶ ኸም እንኽእል ትገልጽ።”

ንቕሑ! ሓምለ

“ሎሚ ሓያሎ ሰባት በቲ ኣብ ህይወት ዜጋጥም ኵነታት ዓቕሎም ይጸብቦም እዩ። ምስዚ ሓሳብ እዝስ ኣይትሰማማዕንዶ፧ [መልሲ ተጸበ።] መጽሓፍ ቅዱስ፡ ጸገማት ኬጋጥመና ኸሎ ኣመለኻኽታና ኣገዳስነት ከም ዘለዎ ይሕብር እዩ። [ምሳሌ 24:10 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ኣሸጋሪ ዅነታት ኬጋጥመና ኸሎ ብኸመይ ክንሰግሮ ኸም እንኽእል ዚሕብር ግብራዊ ርእይቶታት ትህብ፣ ብዘይካዚ፡ ኣሸጋሪ ዅነታት ምስ ኣጋጠሞም ብኸመይ ከም እተዋጽኡሉ ዚሕብር ናይ ሓቂ ኣብነታት ገሊኦም ሰባት ትገልጽ እያ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ