ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/15 ገጽ 4
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • መጽሔታት ክንዕድል ከለና እንታይ ከም እንብል
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 9/15 ገጽ 4

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ግምቢ ዘብዐኛ 1 ጥቅምቲ

“ንዅሎም ጐረባብትና፡ ነዛ ባህ እተብል ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ነርእዮም ኣለና። [ንገበር እዛ መጽሔት እዚኣ ኣርእዮ።] ገሊኦም ሰባት፡ ሰማዒ ስለ ዘየለ፡ ምጽላይ ግዜኻ ኻብ ምጥፋእ ሓሊፉ ዋላ ሓንቲ ዘይጠቅም ኰይኑ ይስምዖም። ካልኦት ድማ ኣምላኽ ንጸሎቶም ከም ዚሰምዖ ይኣምኑ። ንስኻኸ እንታይ ይመስለካ፧ [መልሲ ተጸበ።] መጽሓፍ ቅዱስ ንጸሎት ኣመልኪቱ እንታይ ከም ዚብል ኣስተብህል። [ኢሳይያስ 30:19 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ኣምላኽ ብግቡእ መገድን ብቕንዕናን ንዚቐርብ ጸሎት ከም ዚሰምዖን ከም ዚምልሶን መርትዖ ተቕርብ።”

ንቕሑ! ጥቅምቲ

“ሎሚ ብዙሓት ሰባት፡ ኣምላኽ ስለምንታይ ስቓይ ከም ዘፍቀደ ስለ ዜተሓሳስቦም ኢና ንጐረባብትና ሓጺር ምብጻሕ እንገብረሎም ዘለና። ንኣምላኽ ከምዚ ዝኣመሰለ ሕቶ ምሕታት ድፍረት ኰይኑዶ ይስምዓካ፧ [መልሲ ተጸበ።] እቲ ጻድቕ ዝነበረ እዮብ ንኣምላኽ ኪሓትቶ ድሌት ከም ዝነበሮ ገለጸ። [እዮብ 23:3-5 ኣንብብ።] እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ብዙሓት ሰባት ንኣምላኽ ኪሓትትዎ ኣጋጣሚ እንተ ዚውሃቦም እንታይ ኢሎም ኪሓትትዎ ኸም ዚደልዩ ዚሕብር ሰለስተ ሕቶ ተቕርብ፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ዜዕግብ መልስታት ከኣ ትገልጽ።”

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ