ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/14 ገጽ 1
  • 10 መጋቢት እትጅምር ሰሙን መደብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10 መጋቢት እትጅምር ሰሙን መደብ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 10 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 3/14 ገጽ 1

10 መጋቢት እትጅምር ሰሙን መደብ

10 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 1⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 3 ¶13-19 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 40-42 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 41:1-16 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ማርያም ኣደ የሱስ ደኣ እምበር፡ “ወላዲት ኣምላኽ” ኣይኰነትን—td 10ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣቢሁ—ስልጣን ንዘይምእዛዝ ምኽንያት ኣይከውንን—w11 15/2 ገጽ 12 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 41

15 ደቒቕ፦ ባህ ዜብል ኣምልኾ ስድራ ቤት። ንሓንቲ ስድራ ቤት ብዛዕባ እቲ እትገብሮ ኣምልኾ ስድራ ቤት ቃለ መጠይቕ ግበረላ። መደብ እታ ስድራ ቤት እንታይ እዩ ዜጠቓልል፧ ብዛዕባ እንታይ ኪመያየጡ ኸም ዘለዎም ዚውስኑ ብኸመይ እዮም፧ ነየናይ ኣብ jw.org ዚርከብ ክፋል እዮም ዚጥቀሙ፧ መደቦም ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ሓጊዝዎም፧ ካልእ ንጥፈታት ንመደቦም ንኸይዕንቅፎ ዚጥንቀቑ ብኸመይ እዮም፧ ካብቲ መደብ እንታይ ጥቕሚ ረኺቦም፧

15 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንዀለፍቲ ዘረባ ብኸመይ ከም እትምልሰሎም።” ምይይጥ። ክልተ ወይ ሰለስተ ዀለፍቲ ዘረባ ኬቕርብዎ ዚኽእሉ ሓሳባት ጥቐስ፣ ንሰማዕቲ ድማ፡ ብኸመይ ኪምልሱ ኸም ዚኽእሉ ሓሳብ ንኺህቡ ዓድሞም። ኣብታ 7 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን፡ ተመክሮኦም ኬዘንትዉ ኸም ዚኽእሉ ድማ ኣዘኻኽሮም።

መዝሙር 17⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ