ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ጥሪ ገጽ 2
  • “ፍቓድ የሆዋ ይኹን”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ፍቓድ የሆዋ ይኹን”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንህይወት ከምቲ የሆዋ ዚርእያ ጌርካ ርኣያ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • መትከርን መናዓብን ተባሂሉ ተኸስሰ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ‘ድሕነትኩም ቀሪቡ እዩ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ጳውሎስ ናብ ቄሳር ይግባይ በለ፡ ንንጉስ ሄሮድስ ኣግሪጳ ድማ መስከረሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ጥሪ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ግብሪ ሃዋርያት 21-22

“ፍቓድ የሆዋ ይኹን”

21:8-14

ጳውሎስ ናብ የሩሳሌም ኪኸይድ መንፈስ ቅዱስ ይመርሖ ኸም ዘሎ ተዛረበ፣ ኣብኡ ድማ ጸበባ ይጽበዮ ነበረ። (ግብ 20:22, 23) ስለዚ፡ ካብ ጽቡቕ ሓሳብ እተበገሱ ክርስትያናት ከይከይድ ለመንዎ፣ ንሱ ግና፡ “ኣቱም እትበኽዩን ልበይ እትሰብሩን፡ እንታይ ትገብሩ ኣለኹም፧” በሎም። (ግብ 21:13) ንሕና እውን፡ ካልኦት ሰባት ንየሆዋ ምእንቲ ኼገልግሉ ኢሎም ጥቕሚ ርእሶም ምስ ዚስውኡ፡ ሓሳቦም ከነቐይሮም ክንፍትን የብልናን።

ሓደ ክርስትያን ብጻይና ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት ንዚገብሮ ውሳነ ኣብ ክንዲ እነዳኽሞ፡ ብኸመይ ከነበርትዖ ንኽእል፧

  • ሓደ ሓው መሳዅቲ የጽሪ

    ንየሆዋ ምእንቲ ኼገልግል ኢሉ ብዙሕ ደሞዝ ዚኽፈሎ ስራሕ ሓዲጉ ትሑት ስራሕ ምስ ዚሰርሕ

  • ሰብ ሓዳር ኣብ ወጻኢ ሃገር ብግህዶ ኣብ ዚግበር መስክርነት ይሳተፉ

    ዝያዳ ዓየይቲ ኣብ ዜድልዩሉ ቦታ ንምግልጋል ናብ ካልእ ጉባኤ ኪኸይድ ፍቓደኛ ምስ ዚኸውን

  • ሓደ ዓይነ ስዉር ሓው ምስ ሰበይቱ የገልግሉ

    ናይ ጥዕና ጸገም እናሃለዎ ኽነሱ፡ ኣብ ኣገልግሎት ንምክፋል ጻዕሪ ምስ ዚገብር

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ