ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/10 ገጽ 1
  • 8 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 8 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 8 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 3/10 ገጽ 1

8 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

8 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 20

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 2 ሕ.ጽ. 1-11

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ሳሙኤል 1-4

ቍ. 1፦ 1 ሳሙኤል 2:18-29

ቍ. 2፦ td 22ሀ እቲ ኣቦ እተባህለ ኣምላኽ ሓደ ኣካል እዩ፡ ኣብ ዩኒቨርስ ድማ እቲ ዝለዓለ እዩ

ቍ. 3፦ ቅዱሳት ጽሑፋት ነቲ የሆዋ ንቘልዑ ዘለዎ ፍቕሪ ይገልጽ

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 5

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ እቲ እተብጽሖ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ይስማዕ ድዩ፧ ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 109፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፡ ክሳዕ መወዳእታ እታ ምዕራፍ ኣብ ዘሎ ሓሳባት እተመርኰሰ መደረ።

20 ደቒቕ፦ “ነቲ ኻብ ኵሉ ዝዓበየ ውህበት ኣምላኽ ምስጋናና ንግለጽ።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ድሕሪ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ነቲ ፍሉይ መዐደሚ ብዓል ዝኽሪ ንምዝርጋሕ፡ ኣብታ ጉባኤ እተገብረ መሰናድዎ ኣገልግሎት ግለጽ። ሓደ ሓጋዚ ፈላሚ፡ ነቲ ወረቐት ዕድመ ብኸመይ ከም ዚጥቀመሉ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ድሕሪኡ፡ ሓጋዚ ፈላሚ ንኪኸውን እንታይ ምትዕርራያት ከም ዝገበረን ብኸመይ ከም እተጠቕመን ሕተቶ።

መዝሙር 8

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ