ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/10 ገጽ 8
  • 3 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 3 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 3 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 4/10 ገጽ 8

3 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

3 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 4

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 4 ኣብ ገጽ 46-49 ዘሎ ሳጹናት

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ሳሙኤል 1-3

ቍ. 1፦ 2 ሳሙኤል 2:12-23

ቍ. 2፦ የሱስ ኣብ ኣገልግሎቱ ስም ኣምላኽ ይጥቀም ነይሩ ድዩ፧

ቍ. 3፦ td 25ሀ ሰብኣዊ ህይወት የሱስ ‘ኣብ ክንዲ ዅሉ በጃ’ ዀይኑ ተኸፍለ

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 31

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ሓደ ብዓል ቤት፡ ‘ኣብ የሱስ ኣይትኣምኑን ኢኹም’ ምስ ዚብል። ኣብ መጽሓፍ ሪዝኒን፡ ኣብ ገጽ 219 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ብጕጅለ ምምስካር ካብ ዜምጽኦ በረኸት ተኻፈል። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 108፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-3 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሓላው ኣገልግሎት ብዛዕባ እቲ ኣኼባታት ኣገልግሎት ወፍሪ ዚግበረሉ መደብን ቦታን ኪገልጽ ዓድሞ። ሰማዕቲ ነዚ መሰናድዎ እዚ ብምድጋፎምን ምስቶም ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ምስኦም እተመደቡ ኻልኦት ኣስፋሕቲ ብምግልጋሎምን ዝረኸብዎ ጥቕሚ ኺገልጹ ዓድሞም።

መዝሙር 17

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ